Category: ዜና ኤርትራ
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ካብ ሓደጋ ባሕሪ ድሒኖም
ልዕሊ 6,500 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበዝሑ ካብኣቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጠሞም ሓደጋ ድሒኖም። እዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብሓንሳብ ካብ ዝደሓኑ ሰባት ዝበዝሐ ኮይኑ ተመዝጊቡ ዘሎ ቁጽሪ፣ ኣዴታትን ብዝሒ ዘለዎም ት [...]
ወተሃደራት የመን ኣብ ደሴታት ኤርትራ ይተኣኻኸቡ
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ወተሃደራት የመን ኣብ ደሴታት ኤርትራ ይተኣኻኸቡ ከምዘለዉ ሺን ሁዋ ካብ የመን ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ካብ ወደባዊት ከተማ ዓደን ዝተዓስከሩ ሓደስቲ ወተሃደራት ዶባት ስዑዲ ዓረብ ንምሕላው ብፍሉይ ዝሰልጠኑ [...]
ኣብ ከተማ ካሌ ዘሎ ሽግር ስደተኛታት ንብሪጣንያ ዝምልከት’ዩ፣ ኒኮላ ሳርኮዚ
ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር ኒኮላ ሳርኮዚ፣ ኣብ ከተማ ካሌ ዘሎ ሽግር ስደተኛታት ንብሪጣንያ ዝምልከት’ዩ ክብል ከሲሱ። ዳግማይ ናብ ስልጣን ክመጽእ ፕረዚደንታዊ ጎስጓስ ዘካይድ ዘሎ ኒኮላ ሳርኮዚ፣ መንግስቲ ብሪጣንያ ነቲ ኤርትራውያን ዝርከብ [...]
ነዘርላንድስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝእክቦ ግብሪ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ትብል
ነዘርላንድስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ግብሪ 2 ሚእታዊት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። መንግስቲ ነዘርላንድስ ብዕለት 23 ነሓሰ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝእከብ ግብሪ ጸገም ዘይብሉ’ኳ እንተኾነ [...]
ናይ ህይወት ኣድሕን ረዲኤት እትህብ ጃልባ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጠ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ወሪዱዋ
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዘጋጥሞም ስደተኛታት ናይ ህይወት ኣድሕን ረዲኤት እትህብ ጃልባ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጠ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ወሪዱዋ። እቲ ብሓካይም ብዘይዶብ እትውነን ናይ ህይወት ኣድሕን ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ [...]
20 ኤርትራውያን ኣብ ሕ.ኢ.ዓ. ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ማህደረ ትምህርቲ ተዋሂቦም
20 ኤርትራውያን ተመሃሮ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ማህደረ ትምህርቲ ከምዝተዋህቡ ካብ ኣቡ ዳቢ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ኣርባዕተ ደቀንስትዮ ዝርከብኦም 20 ኤርትራውያን ተመሃሮ ዝሓለፈ ሰምበት ናብ ዛይድ ዩ [...]
ኣብ ጉያ ማራቶን ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ መበል ራብዓይ ተርታ ብምሓዝ ተዓዊቱ
ኣብ ሪዮ ደ ጀኔሮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ፣ ኣብ ጉያ ማራቶን ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ መበል ራብዓይ ተርታ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ውድድሩ ብ2 ሰዓት፣ 11 ደቒቕን 4 ሰኮንድን ብምዝዛም እዩ ራብዓይ ደ [...]
ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ
መብዛሕትኦም ብምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝለዓለ ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝርከብ ብኤምባሲ ኤርትራ ዝውነን ክለብ ቤት መግብን ሻሂን ዝመላለሱ ምንባሮም፣ ኣካያዲ ናይቲ ክለብ ኤምባሲ ዝነበረ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረ [...]
ኣብ ጀርመን መዓስከር ስደተኛታት ብዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ፣ ብውሑዱ 19 ቆሲሎም
ኣብ ጀርመን ኣብ ሓደ ስደተኛታት ዝዕቆቡሉ መዓስከር ብዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ፣ ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዝቖሰሉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ከባቢ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ካስል ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት 120 ዝኾኑ ኤርትራው [...]
ው.ሕ.ሃ. ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ሰሊዑ
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤርትራ ንእትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ዝውዕል ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ሰሊዑ። ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንህጹጽ ረዲኤት ትማሊ 16 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ረዲኤት ብማሕበረሰብ ዓለም ግቡእ ኣቓልቦ ን [...]