Category: ዜና ኤርትራ

1 418 419 420 421 422 592 4200 / 5916
መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዘሎ ክልተ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ተሓኤ ክልቀቑ ጻውዒት ቀሪቡ

መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዘሎ ክልተ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ተሓኤ ክልቀቑ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 04 February 2016 ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ንክልተ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ደምበ ተቓውሞ ቀይዶም። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳም 30 ጥሪ ኣብ ከሰላ ዝተቐየዱ ኣባላት መሪሕነት ደምበ ተቓውሞ፣ መራሒ ተጋድሎ ሓር [...]
ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ምህናጽ ቀዋሚ መዓስከር ሓይሊ ባህሪ ክትጅምር’ያ

ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ምህናጽ ቀዋሚ መዓስከር ሓይሊ ባህሪ ክትጅምር’ያ

Radio Erena: 04 February 2016 ቻይና ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ፣ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ምህናጽ ክትጅምር ምዃና ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ፣ ቻይና ማዕረ [...]
ሰለስተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ከምርሑ’ዮም

ሰለስተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ከምርሑ’ዮም

Radio Erena: 03 February 2016 ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ከምርሑ'ዮም። እቶም ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ቆንስል መንግስቲ [...]
ካብ ሞቛድሾ ናብ ጅቡቲ ተመርሕ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፣ ኣብ ውሽጣ ብዘጋጠመ ነትጕ ብሃንደበት ዓሊባ

ካብ ሞቛድሾ ናብ ጅቡቲ ተመርሕ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፣ ኣብ ውሽጣ ብዘጋጠመ ነትጕ ብሃንደበት ዓሊባ

Radio Erena: 03 February 2016 ካብ ሶማልያ ናብ ጅቡቲ እትበርር ዝነበረት ናይ መጓዓዝያነፋሪት፣ ኣብ ውሽጣ ብዘጋጠመ ነትጕ ብሃንደበት ክትዓልብ ተገዲዳ። እታ ብዳሎ ዝፍለጥ ናይ ብሕቲ መንገዲ ኣየር ሶማል እትውነን ናይ መ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዓመተ 2016 ገና ኣብ መፈለምትኡ ብሞት ናይ ዝቐጽዓቶም ሰባት ቁጽሪ 56 በጺሑ

ስዑዲ ዓረብ፣ ዓመተ 2016 ገና ኣብ መፈለምትኡ ብሞት ናይ ዝቐጽዓቶም ሰባት ቁጽሪ 56 በጺሑ

Radio Erena: 03 February 2016 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ሓድሽ ዓመት ካብ ዝጅምር ብሞት ናይ ዝፈረዶም ሰባት ቁጽሪ 56 በጺሑ። እታ ሃገር ዓመት 2016 ናይ ፈለማ ወርሑ ኣብ ምዝዛሙ፣ ብዝሒ ብሞት ናይ ዝቐጽዓቶም ሰባት 5 [...]
ኤርትራ እትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምምካት ሕማም ዓሶ ጽቡቕ ገስጋስ ከምዘርኣያ ተገሊጹ

ኤርትራ እትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምምካት ሕማም ዓሶ ጽቡቕ ገስጋስ ከምዘርኣያ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 February 2016 ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ ሕማም ዓሶ ብእትገብሮ ዘላ ጻዕሪ፣ ካብ ዝተሸለማ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓንቲ ኮይና። ኤርትራ ንስልማት ናይቲ ብኪዳን መርሕቲ ኣፍሪቃ ንዓሶ (ALMA) ዝፍለጥ፣ ሓደ ካብ ዕላማ [...]
“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ኣይክትምስርትን’ያ’” ም/ፕረዚደንት ሱዳን

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ኣይክትምስርትን’ያ’” ም/ፕረዚደንት ሱዳን

Radio Erena: 02 February 2016 ሱዳን ምስ እስራኤል ዝኾነ ዝምድና ከምዘይትምስርት ኣረጋጊጻ። ምክትል ፕረዚደንት ሱዳን ሓሳቦ መሓመድ ዓብደራሕማን ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ መንግስቲ ሱዳን ንድሌት ህዝቢ ከምዘይጠል [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ቀቢላዊ ግጭት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ቀቢላዊ ግጭት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 February 2016 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ኣኝዋክን ኑዌርን ብዝተጋሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጻ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ሓሙስ [...]
ኣብ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ኣንጻር እቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተወደበ ናይ መኸተ ኣኼባ ተቓውሞ ኣካይዶም

ኣብ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ኣንጻር እቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተወደበ ናይ መኸተ ኣኼባ ተቓውሞ ኣካይዶም

Radio Erena: 01 February 2016 ኣብ ብሪጣንያ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣንጻር እቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተወደበ ናይ መኸተ ኣኼባ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብሰንበት 31 ጥሪ [...]
ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ተዋፊራ ዝነበረት ናይ ግብጺ ጃልባ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ጥሒላ

ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ተዋፊራ ዝነበረት ናይ ግብጺ ጃልባ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ጥሒላ

Radio Erena: 01 February 2016 ኣብ ምግፋፍ ዓሳ ዝተዋፈረት ናይ ግብጺ ጃልባ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ ብቀዳም 30 ጥሪ 2016 ከምዝጠሓለት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሓቢሩ። ኣል ኣሕራም ኣቕሪብዎ ብ [...]
1 418 419 420 421 422 592 4200 / 5916