Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራ ናብ ሓባራዊ ዕቑር ሰራዊት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትጽምበር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 September 2018 ኤርትራ ናብ ሓባራዊ ዕቑር ሰራዊት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትጽምበር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ። ዳይረክተር’ቲ ጥርናፈ ዓብዱላሂ ዑመር ቡህ ንሺን ሁዋ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ምጽምባር ኤርት [...]
መ. ኤርትራ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ዘኽብረሉ ደረጃ ክሰጋገር፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዓ
Radio Erena: 20 September 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ‘ኣይሰላም-ኣይኲናት’ ሃዋሁ ስለዘብቀዐ፣ መንግስቲ ኤርትራ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ዘኽብረሉ ደረጃ ክሰጋገር፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድ [...]
ዋሕዚ ኤርትራዊ ናብ ኢትዮጵያ ንብዙሓት የሻቕል
Radio Erena: 20 September 2018 ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ዝሰግር ዘሎ ኤርትራዊ፣ ኣብ ኣሻቓሊ ኩነታት በጺሑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ናብ ኢትዮጵያ ዝግበር [...]

ኤርትራ፣ ፍኑው ናይ ዕዳጋ ምልውዋጥ፣ ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ ምዝንባዕ ኣምጺኡ
Radio Erena: 19 September 2018 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝካየድ ዘሎ ፍኑው ናይ ዕዳጋ ምልውዋጥ፣ ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ ምዝንባዕ ኣምጺኡ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ዶባት ክልቲኤን ሃገራት ብወግዒ [...]
ኤርትራ፣ ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ
Radio Erena: 19 September 2018 ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ህዝቢ ዝተዘርገሐት ‘ኤርትራ ሃገረይ’ እትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈን፣ ንፕረዚደንት ኢሰያስ ብቕሉዕ ዝነቐፈን ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ፣ ኣብ ትሕቲ [...]
18 መስከረም ምእሳር ላዕለዎት ሰበስልጣንን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ፣ ብደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ትዝከር
Radio Erena: 18 September 2018 18 መስከረም ምእሳር ላዕለዎት ሰበስልጣንን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ብዝርከቡ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ትዝከር ኣላ። ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍትን መንግስቲ ኤርትራ፣ ፕረዚደን [...]

ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 18 September 2018 ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ከተማ ጅዳ ከምዝተራኸቡ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ሓቢሩ። ኣብቲ ብዕለት 17 መስከረም ዝተኻየደ ርክብ፣ እቶም ፕረዚደንታት ነቲ ኣብ ጂቡቲ ብሚኒስተራት ጉዳያት [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ፈሪሞም
Radio Erena: 17 September 2018 መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተረኽበሉ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ፈሪሞም። እቲ ብሰምበት 16 መስከረም ዝተፈረመ ውዕል ንዝርዝራቱ ብዝም [...]
ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ዜጋታትና ደገፍ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካዪዱ
Radio Erena: 16 September 2018 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ዜጋታትና ደገፍ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካዪዱ ኣለዉ። እዞም ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪዱ [...]
ሓሙሽተ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ነበር፣ ብኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ንዝተወስደ ስጉምቲ ደጊፎም
Radio Erena: 14 September 2018 ኣብ ስደት ዝርከቡ ሓሙሽተ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ነበር፣ ብኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ንዝተወስደ ስጉምቲ ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም። ንሳቶም ኣብ ዘውጽእዎ ናይ ሓባር መግለጺ፣ ኣቶ ብርሃነ ኣብ [...]