Category: ዜና ኤርትራ

ፈረንሳ፣ ኣብ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 13 March 2019 ፈረንሳ፣ ኣብ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትተሓጋገዝ ምዃና ኣብታ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። ንሱ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕ [...]

ኮሌጅ ማይነፍሒ፣ ልዕሊ 1500 ተማሃሮ ተሰጕጎም
Radio Erena: 13 March 2019 ልዕሊ 1500 ተማሃሮ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ማይነፍሒ ተሰጕጎም። ብመሰረት እቲ ዝበጽሓና ሓበሬታ፣ እቶም ተማሃሮ፣ ናብ ዝቕጽል ንምሕላፍ ድሕሪ ዝተኻየደ ፈተና፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተነግረ ውጽኢት [...]

“ይኣክል” ብዝብል፣ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያታት ዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ኤርትራውያን ሰፊሕ ሸፈነ ይረክብ
Radio Erena: 13 March 2019 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብመንገዲ ማሕበርዊ ሜድያታት ዘካይድዎ ዘለዉ ናይ ይኣክል ጻውዒት፣ ሰፊሕ ሸፈነ ይረክብ ኣሎ። ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ስነ ጥበባውያን፣ ጋዜጠኛታት [...]

ን20 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ደጊሙ ናብ ምርጫ ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 13 March 2019 ብእርጋንን ሕማምን ተሰኒፉ ዝርከብ ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ዓብደልዓዚዝ ቡተፍሊቃ፣ ንመበል ሓሙሻይ ግዜኡ ደጊሙ ኣብ ምርቻ ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ። ንሱ ነዚ ዘፍለጠ፣ ድሕሪ'ቲ ኣንጻሩ ዝተኻየደ ሰፊሕ [...]

ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝሰጋገር ዘሎ ብዝሒ ናቕፋ የሻቕል
Radio Erena: 12 March 2019 ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምኽፋቱ፣ ኣብ መንጎ ክልትኤን ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ንግዲ ሕጋዊ መልክዕ ብዘይምሓዙ፣ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝሰጋገር ዘሎ ብዝሒ ናቕፋ ሻቕሎት ይፈጥር ከምዘሎ [...]

ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል ንሸሞንተ መጋቢት ብፍሉይ ጸንቢለን
Radio Erena: 12 March 2019 ኣብ እስራኤል ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ንሸሞንተ መጋቢት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብፍሉይ ዘኪረን። እቲ ብቀዳም ዕለት 9 መጋቢት፣ ዝተኻየደ፣ ጽምብል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ፣ [...]

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 መጋቢት ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ
Radio Erena: 10 March 2019ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን እውን ነዛ ዕለት ብዝተፈላለየ መልክዕ ዘኪሮማ ከምዝወዓሉ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ [...]

ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ንኩነታቶም ብዝምልከት ተቓውሞ ኣካዪዶም
Radio Erena: 08 March 2019 ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ንኩነታቶም ብዝምልከት ተቓውሞ ኣካዪዶም። እቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ሶማልን ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ሰበስልጣን ሊብያ ንክብረት ወ [...]

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገሮም ይዝትዩ
Radio Erena: 06 March 2019 ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ንህሉው ኩነታት ሃገር ብዝምልከት ተኸታተልቲ ኣኼባታት የካዪዱ ከምዘለዉ፣ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። በዚ መሰረት ኣብ ከተማ ስቶ [...]

ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዶም
Radio Erena: 06 March 2019 ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ሓጺር ዑደት ኣካዪዶም። እቶም ኣባላት ሓጋጊ ኣካል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናይ ኤርትራ ዑደቶም ድሕሪ ምዝዛሞም ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኤርትራ ምስጢ [...]