Category: ዜና ኤርትራ

ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት UNHCR ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ጻውዒት ይቐርብ
Radio Erena: 23 July 2019
ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻው [...]

ፓትሪያርክ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
Radio Erena: 22 July 2019
ብዛዕባ'ቲ ብስም ሲኖዶስ ብ17 ሓምለ ዝተመሓለፈ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝውግዝ መግለጺ ብዝምልከት፣ ብጹእ ዎ ቅድሱ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮንስ ብወገኖም ካብ ኣስመራ ብድምጺ ዘመሓላለፍ [...]

“ብስም “ሲኖዶስ” ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ዘሕዘነ’ዩ” መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት
Radio Erena: 22 July 2019
ብስም "ሲኖዶስ" ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንዝነብሩ ኦርቶዶክሳውያን ኣመንቲ ዘሕዘነ ጉዳይ ምዃኑ መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳ [...]

ኤርትራ፣ መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባህሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን ተሃጊሮም
Radio Erena: 22 July 2019
መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባሃሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን፣ ከምዝተሃገሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ጥራይ፣ ኣብ ከባቢ ማይ-ተመናይ ካብ ዝርከ [...]

ፖሊስ ግብጺ 40 ኤርትራውያን ኣሲሮም
Radio Erena: 22 July 2019
ፖሊስ ግብጺ፣ ኣብ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ሰለማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ንዝነበሩ ብውሕዱ 40 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ከምዝኣሰሩ ወኪል ማሕበ [...]

ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ጥሪት ይገፉ
Radio Erena: 21 July 2019
ኣብ ከተማ ኣስመራ ናይ ሰብን ጥሪትን ከቢድ ግፋ ክካየድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ንጥሪት ብዝምልከት፣ ካብ ገጠራት ኤርትራ መጺኦም ኣብ ከተማ ኣስመራ ክሸጡ ኣብ ዝፈተኑሉ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 21 July 2019
መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ።
ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ማይክ ፐንስ ብሓሙስ 18 ሓምለ ኣብ ዋዕላ ‘ናጽነት ሃይማኖት’ ተረኺቡ ኣብ ዘስመ [...]

ብህግደፍ ዝድገፉ ኣቡናት ኣብ ልዕሊ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ የካይዱ
Radio Erena: 18 July 2019
ብሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝምርሑ ኣቡናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ፓትርያርክ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ ኣብ ምክያድ ተጸሚዶም ይርከ [...]

ግብጺ፣ ሬሳ ኤርትራዊት መንእሰይ ብጌጋ ናብ ሊብያ ልኢኻ
Radio Erena: 17 July 2019
ግብጺ፣ ንሬሳ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብጌጋ ናብ ሊብያ ከምዘፋነወት ማዕከናት ዜና ሊብያ ሓቢረን።
ሬሳ ናይታ ስማ ዘይተጠቕሰት፣ ጓል 18 ዓመት ኤርትራዊት፣ ናብ ኤርትራ ክልኣኽ [...]

ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ
Radio Erena: 17 July 2019
ኣስመራ፣ ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ዋጋኡ ተረጋጊኡ ዝጸንሐ ባኒ እናተሳእነ ይመጽእ ኣሎ።
መንግስቲ፣ ብኩፖን ንሓደ ሰብ ክልተ ባኒ ክዕደል እኳ እንተጸንሐ፣ ኣብዚ እዋ [...]