Category: ዜና ኤርትራ

1 179 180 181 182 183 633 1810 / 6329
Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance

Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance

Radio Erena: 03 March 2021 The Abiy- Isias alliance formed in the aftermath of the peace deal between the two leaders in summer 2018 has trippe [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ

ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ

Radio Erena: 02 March 2021 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ሰራዊት ኤርትራን ምሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ጸቕጢ ይገብር ከምዘሎ እቲ ክፍሊ ኣ [...]
ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል

Radio Erena: 01 March 2021 https://www.youtube.com/watch?v=xdSXFaUDdCQ&feature=emb_title [...]
ኣብ ትግራይ፣ ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ኣለዉ

ኣብ ትግራይ፣ ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ኣለዉ

Radio Erena: 01 March 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም 10ታት ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝል [...]
ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ

ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 March 2021 ካብ 19 ታሕሳስ 2019 ኣትሒዙ፣ ክሳብ'ቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ በረራታት ደው ዝበለሉ መጋቢት 2020፣ ወትሃደራት ሶማል ዝጸዓና ነፈርቲ ካብ ሞቛድሾ ተበጊሰን ናብ ኤርትራ ይበ [...]
‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’  ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ

‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’ ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ

Radio Erena: 28 February 2021 ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክወጹ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ደጊሙ ጸዊዑ። ጸሓፊ እቲ ክፍሊ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ27 ለካቲት ኣብ ዘውጽ [...]
”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ

”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ

Radio Erena: 28 February 2021 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዶባዊ ግጭት፣ ኤርትራ ኢድ ከምዘየእተወት ገሊጻ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ናብ ሱዳን ብምኻድ ኣብ ዘ [...]
ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት  ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ

ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ

Radio Erena: 28 February 2021 ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ ከምዘላ ተገሊጹ። ህዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ [...]
ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

Radio Erena: 26 February 2021 https://www.youtube.com/watch?v=99x1QCUGINM&feature=emb_title [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቓሊዑ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቓሊዑ

Radio Erena: 25 February 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሕዳር፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ፣ ኣምነስት ኢንተርናሽናል፣ ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣቃሊዑ። እቲ ሰ [...]
1 179 180 181 182 183 633 1810 / 6329