Category: ዜና ኤርትራ

1 141 142 143 144 145 644 1430 / 6435
ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ፣ ኣብዚ 40 ዓመታት እቲ ዝበኣሰ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣተሓሳሲቡ

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ፣ ኣብዚ 40 ዓመታት እቲ ዝበኣሰ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣተሓሳሲቡ

Radio Erena: 16 March 2022 ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ፣ ኣብዚ 40 ዓመታት እቲ ዝበኣሰ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብዚ ዞባ ንሰለስተ ተኸታታሊ ወቕቲ ዝናብ [...]
ከም ጓሉ ንዘዕብያ ዘመዱ ብቁልፊ ሓሚጡ ዝቐጽዐ ኤርትራዊ ኣቦ ኣብ ሉክሰምቡርግ፣ ናይ ዑቕባ መሰሉ ክሕደግ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ከም ጓሉ ንዘዕብያ ዘመዱ ብቁልፊ ሓሚጡ ዝቐጽዐ ኤርትራዊ ኣቦ ኣብ ሉክሰምቡርግ፣ ናይ ዑቕባ መሰሉ ክሕደግ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 16 March 2022 ከም ጓሉ ንዘዕብያ፣ ትሕቲ ዕድመ ንዝኾነት ጓል ሓው ኣቡኡ፣ ተደጋጋሚ እዋን ብቁልፊ እናሓመጠ ዝቐጽዐ ኤርትራዊ ኣቦ ኣብ ሉክሰምበርግ፣ ናይ ዑቕባ መሰሉ ክሕደግ ከምዝኽእል ተገሊጹ። [...]
ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ

ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 15 March 2022 ምስ ኤርትራ ብምዃን ንክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ናብ ዘላ ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ክልኣኸላ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ዝ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ዝከታተል ኣብያተ ጽሕፈት ካብ 3 መጋቢት ዳግም ስርሑ ከምዝጀመረ እኳ እንተተገለጸ፣ ዛጊት ዘሳለጦ ነገር የለን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ዝከታተል ኣብያተ ጽሕፈት ካብ 3 መጋቢት ዳግም ስርሑ ከምዝጀመረ እኳ እንተተገለጸ፣ ዛጊት ዘሳለጦ ነገር የለን ተባሂሉ

Radio Erena: 14 March 2022 ብሰንኪ 'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው፣ ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ደስኪሉ ዝጸንሐ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ዝከታተል ኣብያተ ጽሕፈት UNHCR ን RRS ብ3 መጋቢት ዳግም ስ [...]
UNICEF፣  1.7 ዶዝ ሚልዮን ክታበታት ቆልዑ ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

UNICEF፣ 1.7 ዶዝ ሚልዮን ክታበታት ቆልዑ ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

Radio Erena: 14 March 2022 ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኑሴፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ንዝተጠዑ ኤርትራውያን ህጻናት ናይ ምእላይን መሰረታዊ ክታበታት ናይ ምቕራብን [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ከተልዕሉ ጸኒሕኩም ዝተባህሉ ተወሰኽቲ መንእሰያት ተኣሲሮም

ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ከተልዕሉ ጸኒሕኩም ዝተባህሉ ተወሰኽቲ መንእሰያት ተኣሲሮም

Radio Erena: 14 March 2022 ኣብ ኣስመራ፣ ብሞባይል ኣሳእል ከተልዕሉ ጸኒሕኩም ዝተባህሉ ተወሰኽቲ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ኣብ ከባቢ መደብር ዝተታሕዙ ሰለስተ መንእሰያ [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

Radio Erena: 13 March 2022 ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን። ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
ክታበት ጸረ ኮቪድ19 መሰል ኩሉ ዜጋ ወዲሰብ ክኸውን ዝጠልብ እማመ ቀሪቡ

ክታበት ጸረ ኮቪድ19 መሰል ኩሉ ዜጋ ወዲሰብ ክኸውን ዝጠልብ እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 March 2022 ክታበት ጸረ ኮቪድ19 ኣብ መንጎ ሃብታማትን ድኻታትን ሃገራት ምዕሩይ ምቕረሐ ብዘይምህላዉ፣ ነቲ ለበዳ ንምግታእ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ ውድብ ብ10 መጋ [...]
‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ

‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 12 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንሰላማውያን ሰባት ብሓዊ ኣቃጺሎም ዝቐተሉ ወተሃደራትን ዕጡቓት ምልሻታትን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ። ቤት ጽሕፈት መራኸቢታት እቲ መንግስቲ ኣብ ዘው [...]
ኣብ ዕረፍቲ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዘጽቀጠ ሲነዶስ ኤርትራ፣ ብሞት ፓትሪያርክ ኢትዮጵያ ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ

ኣብ ዕረፍቲ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዘጽቀጠ ሲነዶስ ኤርትራ፣ ብሞት ፓትሪያርክ ኢትዮጵያ ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ

Radio Erena: 10 March 2022 ንኣስታት 16 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝነበሩ፣ ፓትሪያርክ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣብነ እንጠንዮስ ምስ ዓረፉ ናይ ሓዘን መግለጺ ኮነ መልእኽቲ ዘየመሓላለፈ፣ ሲነዶ [...]
1 141 142 143 144 145 644 1430 / 6435