Category: ዜና ኤርትራ

1 137 138 139 140 141 634 1390 / 6340
ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 04 February 2022 መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳም 5ን ሰንበት 6ን ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ'ዩ። ኣቐዲሙ፣ ብ2ን3ን ለካቲት፣ ብመበል 40 ስሩዕ ዋዕላ ሚ [...]
ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 03 Febraury 2022 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ልዕሊ 63 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ናብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣቕሪቦም። እቶም [...]
ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 03 February 2022 እስራኤል ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ካብ 31 ጥሪ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ፣ 'ኣህጉራዊ ክሊ ማይ' ዝ [...]
ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት’ቲ ዞባ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ’ዩ

ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት’ቲ ዞባ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 02 February 2022 ኡጋንዳ፣ ኣብ ጉዳይ 'ቲ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ኩነታት ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት እቲ ዞባ ንምእንጋድ ተዳልያ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት እታ ሃገር፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ [...]
UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም

UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም

Radio Erena: 01 February 2022 ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ማለት ዩ.ሲ.ኣይ. ሎሚ ባሕቲ ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራን ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም INTERMARCHÉ WAN [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም

ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም

Radio Erena: 31 January 2022 ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሞባይል ኣሳእል ክወስዱ ዝተራእዩ ሓያሎ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ኣብ ከባቢ ኣኽርያ፣ ቤተ ክርስ [...]
ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ

ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ

Radio Erena: 30 January 2022 ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣብ 1998 ኣብ ዝተወልዐ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን-1998፣ ደብዳብ ነፈርቲ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ወፊሩ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ

Radio Erena: 30 January 2022 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ ከምዘላ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ንኣህጉራዊ ትካል ሓምላይ ሰላም ብጥቃስ ኣብ ዘውጸኦ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ

ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ

Radio Erena: 28 January 2022 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ: ኣብ'ቲ ካብ 20 ክሳብ 27 ለካቲት 2022 ዝሰላሰል መበል 14 ዙር ርዋንዳ ከም ዘይትሳተፍ ተፈሊጡ:: ብመሰረት ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውድድር ማዮካ ቻሌንጅ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ

ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውድድር ማዮካ ቻሌንጅ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ

Radio Erena: 27 January 2022 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ክለብ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሓሙስ 27ጥሪ 2022 ኣብ ስጳኛ ንካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝ [...]
1 137 138 139 140 141 634 1390 / 6340