Category: ዜና ኤርትራ

1 122 123 124 125 126 634 1240 / 6339
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ዝሓለነ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሰሜን ፈረንሳ ሞይቱ ተረኺቡ

ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ዝሓለነ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሰሜን ፈረንሳ ሞይቱ ተረኺቡ

Radio Erena: 25 May 2022 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ከባቢ ወደብ ካሌ፣ ካብ ዝረከቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ሞይቱ ዝተረኽበ መንእሰይ፣ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ። [...]
መሓመድ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ንሓድሽ  ፕረዚደንት ኣረኪቡ

መሓመድ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ንሓድሽ ፕረዚደንት ኣረኪቡ

Radio Erena: 23 May 2022 ፕረዚደንት ሶማል ነበር፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ከምዘረከበ ተገሊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 24 May 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ልዕሊ 4,500 ሰባት ከምዝተኣስሩ፣ ንመግለጺ መንግስቲ ናይቲ ክልል ብምጥቃስ፣ ማዕከናት ዜና ፈደራላዊ መንግስቲ ሓቢረን። ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣ [...]
መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይጽንበል ኣሎ

መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይጽንበል ኣሎ

Radio Erena: 23 May 2022 24 ግንቦት፣ መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትጽንበል ኣላ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዝተፈላ [...]
ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ከተሰጋግር’ያ

ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ከተሰጋግር’ያ

Radio Erena: 23 May 2022 ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት ናብ ርዋንዳ ከተሰጋግር ምዃና ሰበ ስልጣን ርዋንዳ ሓቢሮም። ርዋንዳ፣ ነዞም ካብ ብሪጣንያ ዝስጎጉ፣ ዝተፈላለየ ዜግነት ዘለ [...]
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ናይ ባሕረኛታት ጃልባ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ናይ ባሕረኛታት ጃልባ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 23 May 2022 ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ናይ ባሕረኛታት ጃልባ ወይ 'sailboat' መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደ፣ ንሰበ ስልጣን በዓል መዚ ማሪታይም ብሪጣንያ ብምጥቃስ ኣሶሸ [...]
ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

Radio Erena: 22 May 2022 ሱዳን ኣብ ምብራቓዊ ዶባታ እትገብሮ ዘላ ሓድሽ ምንቅስቓስ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንፓርላማ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ግንቦት 2022 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ግንቦት 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 20 May 2022 Radio Erena · ዓርቢ 20 ግንቦት 2022   [...]
ሰልፊ ኡማ ናይ ሱዳን፣ ምስ ወትሃደራዊ ጉጅለ ናይ ፖለቲካ መሻርኽቲ ከምዘይከውን ኣፍሊጡ

ሰልፊ ኡማ ናይ ሱዳን፣ ምስ ወትሃደራዊ ጉጅለ ናይ ፖለቲካ መሻርኽቲ ከምዘይከውን ኣፍሊጡ

Radio Erena: 20 May 2022 ሓደ ካብ ዓበይቲ ፖለቲካዊ ውድባት ሱዳን ዝኾነ ሃገራዊ ሰልፊ ኡማ፣ ስልጣን ሒዙ ምስ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ናይ ፖለቲካ መሻርኽቲ ከምዘይከውን ኣፍሊጡ። ሰልፊ ኡማ፣ ሓደ ካብቶም ድሕሪ [...]
ጋዜጠኛታት ብብዝሒ ብምእሳር ንኤርትራ እትስዕብ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ንወኪል ዘ ኢኮኖሚስት ሰጕጓ

ጋዜጠኛታት ብብዝሒ ብምእሳር ንኤርትራ እትስዕብ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ንወኪል ዘ ኢኮኖሚስት ሰጕጓ

Radio Erena: 19 May 2022 ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመትን መንፈቕን፣ ጋዜጠኛታት ብብዝሒ ብምእሳር፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ስዒቡ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዑ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንወኪል መጽሔት ዘ ኢኮኖሚስት [...]
1 122 123 124 125 126 634 1240 / 6339