Category: ዜና ኤርትራ

1 119 120 121 122 123 634 1210 / 6339
‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’  ኣሶሸተድ ፕረስ

‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’ ኣሶሸተድ ፕረስ

Radio Erena: 14 June 2022 ኣብ ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ኣማኢት ሰባት ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ኣሶሸተድ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና፣ ንሰነዳት መንግስቲ ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

Radio Erena: 14 June 2022 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ምስ መንግስቲ ርዋንዳ ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ሎሚ ሰሉስ 14 ሰነ፣ ቀዳማይ ዙርያ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ንምክያድ ወጢኑ ኣሎ። እዚ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ናብ ኤርትራ፣ ኣምባሳደር ናይ ምምዳብ ውጥን ከምዘይብሉ ተገሊጹ

ምምሕዳር ባይደን፣ ናብ ኤርትራ፣ ኣምባሳደር ናይ ምምዳብ ውጥን ከምዘይብሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 June 2022 ኣመሪካ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 15 ሃገራት ኣፍሪቃ ሰብ ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደራት ከይመደበትሉ 'ያ ጸኒሓ። ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ወይ ዋይት ሃውስ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

Radio Erena: 12 June 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ 19% ብርኪ ከምዝኸሰረቶ፣ መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ [...]
ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ

ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ

Radio Erena: 12 June 2022 ኣብ መንጎ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብእዋኑ ክፍታሕ ብዘይምኽኣሉ፣ ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከምዘይከኣሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 10 ሰነ 2022 ፈነወና፤-

ናይ ሎሚ ዓርቢ 10 ሰነ 2022 ፈነወና፤-

Radio Erena: 10 June 2022. Radio Erena · ዓርቢ 10 ሰነ 2022   [...]
China Serious Messages behind Horn of Africa Peace Conference

China Serious Messages behind Horn of Africa Peace Conference

Radio Erena: 10 June 2022 Chinese diplomacy is exceptionally busy preparing for a Horn of Africa peace conference in Addis Ababa on June 20. Me [...]
‘ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ኣሎ።’ ፍሉይ ራፖርተር

‘ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ኣሎ።’ ፍሉይ ራፖርተር

Radio Erena: 10 June 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምስታፍ ይቕጽሎ ከምዘሎ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ኣካል ወይ ራ [...]
ኣብ ስነ ስርዓት መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ንምስታፍ፣ መራሕቲን ሰበ ስልጣንን ጎረባብቲ ሃገራት ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም

ኣብ ስነ ስርዓት መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ንምስታፍ፣ መራሕቲን ሰበ ስልጣንን ጎረባብቲ ሃገራት ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም

Radio Erena: 09 June 2022 ሎሚ ሓሙስ 09 ሰነ ኣብ ዝካየድ ወግዓዊ ስነ ስርዓት መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ንምስታፍ፣ መራሕትን ሰበ ስልጣን ሓያሎ ሃገራት ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵ [...]
‘ኣብዚ ሸውዓተ መዓልታት፣ ረዲኤት ዝጸዓና ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ኣትየን።’

‘ኣብዚ ሸውዓተ መዓልታት፣ ረዲኤት ዝጸዓና ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ኣትየን።’

Radio Erena: 08 June 2022 ኣብዚ ዝሓለፈ ሸውዓተ መዓልታት፣ ከም መግብ፣ መድሃኒታትን ካልእ መሰረታዊ ቀረባትን ዝርከቦ ህጹጽ ረዲኤት ዝጸዓና፣ ሓደ ሽሕን ሓደ ሚእትን (1100) መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ፣ ክ [...]
1 119 120 121 122 123 634 1210 / 6339