Category: ኣህጉራዊ ዜና
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ
Radio Erena: 11 December 2022
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ።
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዑደት ዘካዪድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ህዝቢ ሱዳን፣ ንስምምዕ ሰላም ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ የካይድ
Radio Erena: 11 December 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን፣ ብሓይሊ ብረት ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለን ንዝፈረምዎ ስምምዕ ዝቃወም ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ከ [...]
የመን፣ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራትን ኣየርላንዳዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛን ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ
Radio Erena: 09 December 2022
ኣብ የመን፣ ተልእኾ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዝተጦረተ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣየርላንድ ነበር፣ ሜጀር ጀነራል ሚካኤል ቤሪ፣ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከም [...]
ኢትዮጵያ፣ ዞባ ወለጋ ናይ ህጹጽ እዋን ላዕለዋይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት ክቐውም ፖለቲካውያን ውድባት ጸዊዖም
Radio Erena: 09 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ብፍላይ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣማኢት ሰባት ቀቲሉን ልዕሊ 400 ሽሕ ሰባት ድማ ካብ መነባብርኦም ኣመዛቢሉ [...]
ታንዛንያ ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ሰሪዛ
Radio Erena: 08 December 2022
መንግስቲ ታንዛንያ ዓርቢ 9 ታሕሳስ ክካየድ ዝነበሮ ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ብትእዛዝ ፕረዚደንት ከምዝሰረዞ ኣፍሊጡ::
ፕረዚደንት ሳምያ ስሉህ ሓሰን፣ መበል 61 ዓመት ጽንብል [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ በጺሐን
Radio Erena: 08 December 2022
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ ከምዝበጽሓ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እተን ብሰለስተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተመርሓ ጭፍራ፣ ካብ 05 ታሕሳስ ኣትሒዘን መልህቀን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ መዓልታት ኣማኢት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 07 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ መዓልታት ልዕሊ 300 ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም።
እቲ ካብ ምዕራብ ወለጋ ናብ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ ዋና ኣዛዚ ገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2022
ሓይልታት ትግራይ ዓሪዶምሉ ካብ ዝነበሩ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ፣ ዋና ኣዛዚ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ።
እቲ ጀነራል፣ ብ03 ታሕሳስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይልታ [...]
ናብ ወጻኢ ስርናይ ክትሸጥ ምዃና እትገልጽ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዩክሬይን 25 ሽሕ ቶን ስርናይ ረድኤት ተዋሂባ
Radio Erena: 05 December 2022
ዩክሬይን ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ረዲኤት ክትህብ ብዝኣተወቶ መብጻዓ መሰረት፣ ናብ ኢትዮጵይ ዝቐንዐ 25 ሽሕ ቶን ስርናይ ዝጸዓነት መርከብ ናብ ጂቡቲ ከምዝኣተወት ተሓቢሩ።
ፕ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ የመን ዝተላእከ ኣስታት50 ቶን ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ገሊጹ
Radio Erena: 05 December 2022
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ የመን ዝቐንዐ'ዩ ዝብሎ፣ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ጠያይቲ፣ ሞርታራትን ሮኬታትን ዘጠቓለለ 50 ቶን ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ብ03 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽ [...]