Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 95 96 97 98 99 386 970 / 3857
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: 20 December 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። በቲ ኣብ 14 ን 17ን ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለየ ክልተ ከባቢታት ዞባ ሒርሻቤሌ ዝተኻየደ ደብዳብ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብቴሌቪዥን ብቀጥታ ኣብ ዝመሓላለፍ ዝነበረ መደብ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ

ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብቴሌቪዥን ብቀጥታ ኣብ ዝመሓላለፍ ዝነበረ መደብ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ

Radio Erena: 20 December 2022 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣብ ህዝቢ’ታ ሃገር መዛረ [...]
ጂቡቲን ስጳኛን  ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን

ጂቡቲን ስጳኛን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን

Radio Erena: 19 December 2022 ጂቡቲን ስጳኛን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን። ኣብቲ ካብ 3 ታሕሳስ ኣትሒዙ ንንሳልስቲ ዝቐጸለ፣ 'ቡል ሻርክ' ዝተሰምየ ሓባርዊ ልምምድ፣ ንጥሙር ሓይሊ ዕማም ቀርኒ [...]
ዩጋንዳ፣ ለበዳ ኢቦላ ንምግታእ ዝተኣወጀ ምድራት ምንቅስቓስ ተላዒሉ

ዩጋንዳ፣ ለበዳ ኢቦላ ንምግታእ ዝተኣወጀ ምድራት ምንቅስቓስ ተላዒሉ

Radio Erena: 18 December 2022 መንግስቲ ዩጋንዳ ኣብ ክልተ ዞባታት እታ ሃገር ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ከምዘልዓሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኢቦላ ንምግታእ ተባሂሉ [...]
ሱዳን፣ መጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓብደልራሒም ሃንደበት ተሰዊሩ

ሱዳን፣ መጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓብደልራሒም ሃንደበት ተሰዊሩ

Radio Erena: 18 December 2022 ኣብ ሱዳን፣ ሃንደበታዊ ምስዋር መጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓብደል-ራሒም ኣላህ ብዝምልከት፣ ተጋራጫዊ ሓበሬታ ይመሓላለፍ ኣሎ። እቲ ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ኣዛዚ ሰራዊት ዝነበረ ጀነራል፣ ዝሓለ [...]
ሶማልን ኬንያን፣ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ብዝሓየለ ክሰርሓ ተሰማሚዐን

ሶማልን ኬንያን፣ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ብዝሓየለ ክሰርሓ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 18 December 2022 ሶማልን ኬንያን፣ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ብሓባር ብዝሓየለ ክሰርሓ ምዃነን ተሰማሚዐን። ሚኒስተር ምክልኻል ኬንያ ዓደን ዱዋለ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገሩ ኣብ ዶባት ኣጽኒዓቶ ዝ [...]
ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ዝጸንሐ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ንሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ክእሰር ተፈሪዱ

ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ዝጸንሐ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ንሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 16 December 2022 ናይ ሊባኖስን ኣመሪካን ዜግነት ዘለዎ፣ ኣሕመድ ኣቡዓሞ ዝተባህለ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ምጽንሑ ንሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ክእሰር ተፈሪ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ጂቡቲን ሶማልን አብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ኣመሪካ ተመያይጦም

መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ጂቡቲን ሶማልን አብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ኣመሪካ ተመያይጦም

Radio Erena: 16 December 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣንቶኒ ብሊንከንን ሚኒስተር ምክልኻል ሎይድ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ትግራይ ቁሸት 50 ሰባት ረሺኑ። ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ትግራይ ቁሸት 50 ሰባት ረሺኑ። ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 15 December 2022 ሰራዊት ኤርትራ፡ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ዓስኪሩለን ኣብ ዘሎ ከባቢታት ትግራይ፡ አብ ሓንቲ ቁሸት ጥራይ ኣስታት 50 ሰባት ከምዝረሸነ፡ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዶክተር ቴድሮስ [...]
ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ አብ ሓለዋ ቀይሕ ባሕሪ ዝተዋፈረ ውሁድ ሓይሊ ዕማም ካብ ኣመሪካ ተረኪባ

ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ አብ ሓለዋ ቀይሕ ባሕሪ ዝተዋፈረ ውሁድ ሓይሊ ዕማም ካብ ኣመሪካ ተረኪባ

Radio Erena: 15 December 2022 ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ 153 ሃገራት ንዝሓቖፈ ውሁድ ሓይሊ ዕማም ካብ ኣመሪካ ክትርከቦ'ያ። እቲ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ባብ ኤል መንደብን ወሽመጥ ዓደንን ን [...]
1 95 96 97 98 99 386 970 / 3857