Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ክልል ትግራይ፣ መስርሕ ምቛም ግዝያዊ መንግስቲ ከም ዝተጀመረ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 February 2023
ብመሰረት ኣብ ፒሪቶርያ ኣብ መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ኣብ ክልል ትግራይ ምቛም ግዝያዊ መንግስቲ ከም ዝተጀመረ ተሓቢሩ።
ብረቡዕ [...]
ሱዳን ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓለላ ሓቲታ
Radio Erena: 15 February 2023
ሱዳን ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳታት ክለዓለላ፡ ብሰንበት 12 ለካቲት ናብ ባይቶ ጸጥታ ውሕሃ ሕቶ ከም ዘቕረበት ተሓቢሩ።
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ንሩስያ ወተ [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 12 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም
Radio Erena: 14 February 2023
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 12 ኣባላት ኣልሸባብ ከምቐተለት ካብ ፐንታጎን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ማእከላይ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ማ [...]
ደቡብ ሱዳን፡ ብባጤራ ዶላር ዝግበር ዝነበረ ንግዳዊ ምልውዋጥ ምሉእ ብምሉእ ደው ኢሉ
Radio Erena: 14 February 2023
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብታ ሃገር ብባጤራ ዶላር ዝግበር ዝነበረ ንግዳዊ ምልውዋጥ ምሉእ ብምሉእ ደው ኢሉ፡ ብባጤራ ናይታ ሃገር ማለት ፓውንድ ጥራይ ክኸውን ትእዛዝ ሂቡ።
ደቡ [...]
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ትግራይ ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 13 February 2023
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ክልል ትግራይ ክበጽሕ ምዃኑ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ 15 ክሳብ 19 [...]
ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ
Radio Erena: 12 February 2023
ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን፤ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ዘኽእላ ስምምዕ ኣርቂቑ መጽናዕቱ ከምዝወደአ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ወደብ ፖርት ሱዳን ክህነጽ ተወጢኑ [...]
ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 12 February 2023
ኣብ ሶማሊላንድ ብዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ተቓውሞ ናዕብታት ብዝተፈጥረ ግጭት፤ ብውሑዱ ትሽዓተ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፤ ካልኦት 14 ከኣ ከምዝቖሰሉ ተገሊጹ።
ዝሓለፈ ሰሙን፤ ሓያሎ መራሕቲ [...]
ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዋግ ኽምራ ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 09 February 2023
ንክልላት ትግራይ እምሓራን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዞባ ዋግ ኽምራ ግጭት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ።
መርበባት ዜና ኢትዮጵያ፣ ንምምሕዳር እቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረብኦ ጸብጻብ፣ እ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 09 February 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ08 ለካቲት ናብ ሮማ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ፕረዚደንት ሰርጅዮ ማተሬ [...]
ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 34 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 February 2023
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት፣ ብውሕዱ 34 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን።
እቲ ግጭት፣ ነቲ መንግስቲ [...]