Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 83 84 85 86 87 364 850 / 3639
ሱዳን፣ ሰራዊት ዕልዋ ብምክያድ ስልጣን መሰጋገሪ መንግስቲ ዝበሓተሉ ሓደ ዓመት ብህዝባዊ ናዕቢ ተዘኪሩ

ሱዳን፣ ሰራዊት ዕልዋ ብምክያድ ስልጣን መሰጋገሪ መንግስቲ ዝበሓተሉ ሓደ ዓመት ብህዝባዊ ናዕቢ ተዘኪሩ

Radio Erena: 26 October 2022 ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነቲ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ መላፍንቱ ዝነበረ ሲቪላዊ ወገን ብዕላዋ ብምእላይ ስልጣን [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ ሰንበት 30 ጥቅምቲ ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ቀጥታዊ ዘተ፣ ብሰሉስ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 በጺሑ

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 በጺሑ

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል፣ ካብ 17 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቀትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 ከምዝበጽሐ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ብከቢድን ፎኵሲን ዝቖ [...]
‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’

‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ዝነበር ኣስታት 140 ሚልዮን ህዝቢ፣ እቲ ኣስታት ፍርቂ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ዝተሓረሞ ምዃኑ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ጸዓት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ

Radio Erena: 25 October 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ኣብ ሕዳር 2020 ኵናት ካብ ዝጅመር፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ። እ [...]
ኣብ ሶማል፣ ወደብ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማል፣ ወደብ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 October 2022 ኣብ ደቡባዊ ሶማል ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ጁባላንድ፣ ወደባዊት ከተማ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም። ጠበናጁን ተፈንጃሪን ዝዓጠቑ ኣ [...]
ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ

ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 24 October 2022 ኣብ ማላዊ፣ ድሕሪ'ቲ ብውሕዱ ናይ 25 ኢትዮጵያውያን ሬሳ ዝሓዘ ጋህሲ ምርካቡ፣ ኣብታ ሃገር መርመራ ፖሊስ ይካየድ ከምዘሎ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ሴሜናዊ ዞባ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 23 October 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ክቕጽል ብምውሳኑ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ 21 ጥቅምቲ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
መንግስቲ ሱዳን: ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ

መንግስቲ ሱዳን: ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 23 October 2022 መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ ኣዋጅ፤ ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ዝዋፈሩ ሰራዊት ሱዳን፤ ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን፤ ነ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ

ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ

Radio Erena: 21 October 2022 ናብ ሱዳን ዝቐንዐ፣ 165 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት 'ካፕታጎን' ኣብ ሊባኖስ ከምዝተታሕዘ መርበብ ሓበሬታ ዘ ናሽናል ገሊጹ። እቲ ምንጪ፣ ንሚኒስ [...]
1 83 84 85 86 87 364 850 / 3639