Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሶማል፣ ብርክት ዝበለ መዓስከራት ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር መንግስቲ ከምዝኣተወ ተገሊጹ
Radio Erena: Monday, 10 July 2023
ኮማንዶ ኣባላት ሰራዊት ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፡ ብርክት ዝበለ ናይ ኣልሸባብ መዓስከራት ከም ዝተቖጻጸሩ ተሓቢሩ።
ኣብ ቱርኪ ከም ዝሰልጠኑ ዝንገረሎም 'ጎሮር' ዝተባህ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ምስ ናይጀርያዊ ኩባንያ ሰሜንቶ ዳንጎተ ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዕዳ ተለዋዊጡ
Radio Erena: Monday, 10 July 2023
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጀርያ ብሰንኪ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ተዓጊትዎ ዝጸንሐ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር፡ ምስቲ ኣብ ተመስሳሊ ጸገም ገንዘቡ ኣብ ኢትዮጵያ ተታሒዙ [...]
ኢትዮጵያ፤ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ከምእትቕጽል፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: Sunday, 09 July 2023
ኢትዮጵያ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ኣብ እተፍልጠሉ ዘላ እዋን፣ ምስ ሱዳንን ግብጽን ዝተጀመረ ዝርርብ ክቕጽል ትጽቢት ከምዘለዎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
[...]
ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Sunday, 09 July 2023
ሱዳን ናብ ምሉእ ወተሃደራዊ ዕንወት ከይተምርሕ ኣብ ዝስጋኣሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።
ሚኒስ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ምክትሉን ብዕጡቓት ተቐቲሎም
Radio Erena: Thursday, 06 July 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ምዕራብ ጎጃም፣ ሓደ ኣዛዚ ፖሊስ ምስ ምክትሉ ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኣዛዚ ፖሊስ ከባቢ ደጀን፣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ ኣፍሊጣ
Radio Erena: Thursday, 06 July 2023
ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ፣ ናብ ሩስያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደ፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ማሊክ ኣጋር ገሊጹ።
ንሱ፣ ካብ 29 ሰ [...]
ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም
Radio Erena: 04 July 2023
ኣብ ከባቢ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐሱ ተራ ነጋዶ፣ ኣብ ወርሒ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ንላዕሊ ዝግመት ንግዳዊ ልውውጢ ከየካይዱ ዝእግድ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ [...]
ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም
Radio Erena: 04 July 2023
ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ዝንቀሳቐስ ኣካል ጉጅለ ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵውያንን ክልተ ሱዳናውያንን፣ ንሓይልታት ጸጥታ ኢዶም ከምዝሃቡ መርበብ ዜና ጋረወ ሓቢሩ።
እቶ [...]
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ
Radio Erena: Monday, 03 July 2023
መንግስቲ ኣሜሪካ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ግጭት ናብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ናይ ኢኮኖምያውን ጸጥታውን ሓገዛት ክልከላ ከፋኹሶ ምውሳኑ ተገሊጹ።
ኣፈኛ ሃ [...]
መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፡መዓስከራቱ ኣረኪቡ
Radio Erena: Monday, 03 July 2023
መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ 7ተ ካብ መዓስከራቱ፡ንሓይልታት ጸጥታ ሱማልያ ከም ዘረከበ ኣፍሊጡ።
ካብ 1 ሚያዝያ 2022 ጀሚሩ፡ ንዝሓለፉ 14 ኣዋርሕ ኣብ ሶማል [...]