Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 55 56 57 58 59 386 570 / 3855
ሑቲ፤ ከተማ ጣይዝ ንምቁጽጻር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይጅምር

ሑቲ፤ ከተማ ጣይዝ ንምቁጽጻር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይጅምር

Radio Erena: Sunday, 06 August 2023 ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፤ ንከተማ ጣይዝ ንምቁጽጻር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካይዱ መዲቦም ኣለዉ ክብል ወተሃደራዊ በዓል ስልጣን'ታ ሃገር ገሊጹ። ዓብዱል ባስጥ ኣልባሕር ንኣራብ [...]
ሰራዊት ሶማል፤ ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 160 ኣባላት ኣል ሸባብ ከምዝቐተለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን’ታ ሃገር ኣፍሊጡ

ሰራዊት ሶማል፤ ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 160 ኣባላት ኣል ሸባብ ከምዝቐተለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን’ታ ሃገር ኣፍሊጡ

Radio Erena: Friday, 04 August 2023 ሚኒስተር ዜና ሶማል ዳውድ ዓወይስ ብረቡዕ 3 ነሓሰ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፤ ኣብ ሂርሸበሌ፤ ጋልምዱግን፤ ደቡብ ምዕራብ'ታ ሃገርን፤ ጽዑቕ ኲናት ክካየድ ምቕናዩ ብምም [...]
ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዝካየድ ዘሎ ውግእ እንዳሓየለ ይመጽእ

ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዝካየድ ዘሎ ውግእ እንዳሓየለ ይመጽእ

Radio Erena: Friday, 04 August 2023 ሰበ ስልጣን'ቲ ክልል፤ ፈደራላዊ ሰራዊት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ፤ ምርግጋእን ጸጥታን ከስፍን ጸዊዖም ኣለዉ። እቲ ውግእ፤ ድሮ ቁጠባዊ፤ ማሕበራዊን ሰብኣዊን ቅልውላው [...]
ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ ደው ከብሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ ደው ከብሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: Thursday, 03 August 2023 ኣብ ኲናት ሓድሕድ ተጸሚዶም ዘለዉ ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝግበር ዘሎ ዓመጽ ደው ከብሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከቦም ኣህጉራውያን [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓያሎ መንገድታት ከምዝተዓጽዉ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓያሎ መንገድታት ከምዝተዓጽዉ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን

Radio Erena: Thursday, 03 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ ሰራዊትን ዕጡቓት ሓይልታትን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ሓያሎ መንገድታት ከምዝተዓጽዉ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ብፍ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ቁጠባ መጥቃዕቲ ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ቁጠባ መጥቃዕቲ ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday, 02 August 2023 መንግስቲ ሶማል ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብምትሕብባር፣ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ቁጠባ መጥቃዕቲ ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙ [...]
ዕጡቕ ሓይሊ ምንቅስቓስ ንናጽነት ሱዳን (SLM) ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ኣል ቡርሃን ተሰሊፉ

ዕጡቕ ሓይሊ ምንቅስቓስ ንናጽነት ሱዳን (SLM) ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ኣል ቡርሃን ተሰሊፉ

Radio Erena: Wednesday, 02 August 2023   ዕጡቕ ሓይሊ ምንቅስቓስ ንናጽነት ሱዳን (SLM) ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ኣል ቡርሃን ተሰሊፉ ይዋጋእ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። መራሒ ናይቲ ውድብ ሙስጣፋ ታም [...]
‘ፈረንሳ ንፕረዚደንት ኒጀር ካብ ተቐዪዱሉ ዘሎ ገዛ ከተውጽኦ ፈተነ ኣካዪዳ’፣ኮሎኔል ኣማዱ

‘ፈረንሳ ንፕረዚደንት ኒጀር ካብ ተቐዪዱሉ ዘሎ ገዛ ከተውጽኦ ፈተነ ኣካዪዳ’፣ኮሎኔል ኣማዱ

Radio Erena: Tuesday, 01 August 2023 ኣብ ኒጀር ወተሃደራዊ ዕልዋ ብምክያድ ስልጣን ሒዞም ዘለዉ ሓይልታት፣ ፈረንሳ ንፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ካብ ተቐዪዱሉ ዘሎ ገዛ ከተውጽኦ ፈተነ ኣካዪዳ ክብሉ ከሲሶም። [...]
መንግስቲ ኬንያ፣ ምስ ተቓወምቲ ሓይልታት ክዘራረብ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኬንያ፣ ምስ ተቓወምቲ ሓይልታት ክዘራረብ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Tuesday, 01 August 2023 ፕረዚደንት’ታ ሃገር ነዚ ዘፍልጥ ዘሎ፣ ናህሪ ዋጋታትን ቀረጽን ድሕሪ ምውሳኹ ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ ንተኸታታሊ መዓልታት ድሕሪ ምክያዱ ምዃኑ፣ ካብ ናይሮቢ ዝተመሓላለፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ጉራጀ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ጉራጀ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Tuesday, 01 August 2023 ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ጉራጀ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፣ ዕጡቓት ሓይልታት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ [...]
1 55 56 57 58 59 386 570 / 3855