Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 42 43 44 45 46 386 440 / 3855
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ወርሒ ጥቅምቲ ጥራይ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ [...]
ኬንያ፣ ዕጡቓት ሶማል ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ተቐቲሎም

ኬንያ፣ ዕጡቓት ሶማል ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ተቐቲሎም

Radio Erena: Tuesday, 31 October 2023 ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ ናይ ኬንያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ክቕተሉ እንከለዉ ኣርባዕተ ድማ ከምዝቖሰሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
ሱዳን: ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ይካየድ ኣሎ

ሱዳን: ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: Monday, 30 October 2023 ኣብ መንጎ ክልተ ክልተ ጀነራላት ሱዳን፣ ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሰላማዊ መዕለቢ ክግበርሉ ኣብ ከተማ ጅዳ - ስዑዲ ዓረብ ዳግማይ ዝርርብ ጀሚሩ:: እቲ [...]
ኬንያ: ኣፍሪቃውያን በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

ኬንያ: ኣፍሪቃውያን በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

Radio Erena: Monday, 30 October 2023 ኬንያ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፣ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ናብ ሃገራ ከኣትዉ ከምእትፈቅድ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ:: ፕርዚደንት [...]
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ትሰጋገር

እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ትሰጋገር

Radio Erena: Friday 27 October 2023 እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ኣንጻር ሓማስ ኣብ ጋዛ ንምእታው፣ ናይ ፈተነ ኣጋር ሰራዊት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ዘጋርድያን ሓቢራ። እዚ ድማ ንዝያዳ [...]
ቁጽሪ ተመዛበልቲ ሰባት ፣ ብደረጃ ዓለም 114 ሚልዮን በጺሑ

ቁጽሪ ተመዛበልቲ ሰባት ፣ ብደረጃ ዓለም 114 ሚልዮን በጺሑ

Radio Erena: Friday 27 October 2023 ኣብ መላእ ዓለም ቁጽሪ ካብ መንበሪኦም ብግዴታ ተመዛቢሎም ዝነብሩ ሰባት ልዕሊ 114 ሚልዮን ከምዝኾነ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ብረቡዕ 25 ጥቅምቲ ኣፍሊጡ። እዚ ድማ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ፣ ከተማ ቦር ኣብ ዝርከብ ዕሙር ናይ ንግዲ ከባቢ ማሮል፣ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ም [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሄይቲ እናገነነ ንዝመጽእ ዘሎ ፋሉልነት ንምርግጋእ ኣብ ዝዋጻእ ኣህጉራዊ ሓይሊ ዝዋፈር ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰራዊት ንምልኣኽ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ብላዕለ [...]
ኣብ ቃዛ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንደቂ ኣንስትዮ ብዝያዳ ግዳያት ይገብር

ኣብ ቃዛ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንደቂ ኣንስትዮ ብዝያዳ ግዳያት ይገብር

Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023 ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ንግሆ ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ ብመሬት ባሕርን ሰማይን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ብም [...]
ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ መዓልቱ ስለ ዘእከለ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ

ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ መዓልቱ ስለ ዘእከለ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ

Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023 ብሰንኪ ኲናት ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ ክውዳእ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ዘጋርድያን ሓቢ [...]
1 42 43 44 45 46 386 440 / 3855