Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 375 376 377 378 379 389 3770 / 3890
ነፈርቲ ደ.ኣፍሪቃ ኣብ ዚምባብወ ካብ ኣገልግሎት ደው ኢለን

ነፈርቲ ደ.ኣፍሪቃ ኣብ ዚምባብወ ካብ ኣገልግሎት ደው ኢለን

Radio Erena: 20 August 2017 ብዓልቲ ቤት ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዝፈጠረቶ ውልቃዊ ባእሲ፣ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከይኣትዋ ተሰጊኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ግሬይስ ሙጋቤ ንውልቃዊ [...]
ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ

ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ

Radio Erena: 18 August 2017 ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም'ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ'ዩ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ ድሕሪ'ቲ ፕረዚ [...]
ኢትዮጵያ፣ 2 ሚልዮን ከብትን ጤለ-በጊዕን ብደርቂ ይሞታ

ኢትዮጵያ፣ 2 ሚልዮን ከብትን ጤለ-በጊዕን ብደርቂ ይሞታ

Radio Erena: 15 August 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 2 ሚልዮን ከብቲ፣ ኣግማልን ጤለ-በጊዕን ብሰንኪ ደርቂ ከምዝሞታ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ኣስታት 50 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዘስግሮም ብዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ

ኣስታት 50 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዘስግሮም ብዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 11 August 2017 ካብ ኢትዮጵያን ሶማልን ናብ የመን ዝተበገሱ ኣስታት 50 ስደተኛታት፣ በቲ ዘስግሮም ዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ። ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ብዝዘርግሖ መግለጺ፣ ዛጊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ

ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ

Radio Erena: 08 August 2017 ብዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ዘካየደ ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ጸኒሑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣልዒልዎ። እቲ ፓርላማ ነቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ዘልዓሎ፣ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን [...]
ሩዋንዳ፣ ፕረዚደንት ካጋመ 98 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ደጊሙ ተዓዊቱ

ሩዋንዳ፣ ፕረዚደንት ካጋመ 98 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ደጊሙ ተዓዊቱ

Radio Erena: 08 August 2017 ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ፖል ካጋመ 98 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ደጊሙ ከምዝ [...]
ኣመሪካ ንኢትዮጵያን ኬንያን ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሂባ

ኣመሪካ ንኢትዮጵያን ኬንያን ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሂባ

Radio Erena: 06 August 2017        ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኬንያን ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ።       ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብሓሙስ ዕለት 3 ነ [...]
ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ 12 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ 12 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 06 August 2017          ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል የመን ብዘካየዶ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ብውሑዱ 12 ሰላማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሳባ ካብታ ሃገር ሓቢሩ።   [...]
ምርጫ ኬንያ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓላፊ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ተቐቲሉ

ምርጫ ኬንያ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓላፊ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ተቐቲሉ

Radio Erena: 04 August 2017 ምርጫ ኬንያ ኣርባዕተ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ብዘይተፈልጡ ሰባት ተቐቲሉ። እዚ ክሪስ ምሳንዶ ዝተባህለ በዓል ስልጣን ኮሚሽን ምር [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ መጸዋዕታ ቀሪብሉ

ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ መጸዋዕታ ቀሪብሉ

Radio Erena: 03 August 2017 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ብመንግስቲ መጸዋዕታ ቀሪብሉ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። ኣብ ዓመታዊ ዕረፍቲ ዝጸንሑ ኣባላት ፓርላማ ህጹጽ ኣኼባ ከ [...]
1 375 376 377 378 379 389 3770 / 3890