Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰራዊት ካብ ሶማል ክስሕብ’ዩ
Radio Erena: 10 November 2017 ኣስታት ሓደ ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ሶማል ክስሕብ ምዃኑ ተሓቢሩ። ፍሉይ ልኡኽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ 2020 ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 10 November 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ 2020 ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ ምዃኑ ገሊጹ። ብመሰረት ማዕከናት ዜና ዓረብ ዝዘርግሖኦ ሓበሬታ፣ ፕረዚደንት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንዝርከብ ፕ.የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር የእትዩ
Radio Erena: 09 November 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ስደት ኣብ ሪያድ ንዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ከምዘእተዎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓረብ ይገልጻ ኣለዋ። ፕረዚደንት ዓ [...]
ሱዳንን ግብጽን ዘሰሓሕበን ኣብ ዘሎ ጉዳይ ገያሾን ቪዛን ብዝምልከት ዘትየን
Radio Erena: 09 November 2017 ሓባራዊ ቆንስላዊ ኮሚቴ ሱዳንን ግብጽን ንክልቲኤን ሃገራት ዘሰሕሕብ ዘሎ ጉዳይ ገያሾን ቪዛን ብዝምልከት ዘትዩ። ኣብቲ ብተሓጋገዝቲ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ክልትኤን ሃገራት ተመሪሑ፣ ካብ 4 [...]
ፕ.ኣዘርባዥያን፣ ውልቀ መላኺ ክብሉ ኣብ ልዕሊ ዝገለጽጽዎ ጋዜጠኛታት ዝመስረቶ ክሲ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ተነጺጉ
Radio Erena: 09 November 2017 ፕረዚደንት ኣዘርባዥያን ኢልሃም ኣሊየቭ፣ ውልቀ መላኺ ክብሉ ኣብ ልዕሊ ዝገለጽጽዎ ክልተ ፈረንሳውያን ጋዜጠኛታት ዝመስረቶ ክሲ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ተነጺጉ። እቶም ፍራንስ 2 ናይ ዝ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዲባ
Radio Erena: 07 November 2017 ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ከምዘካየደት ሲኤንኤን ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ናይ ሲኤንኤን ሓበሬታ፣ ኣመሪካ ኣብ ሶማል ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ምስ ዳዒሽ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበለቶም ጉጅ [...]
ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን እትንቀሳቐስ ዝነበረት ሄሊኮፕተር ወዲቓ፣ ወራሲ ዓራት ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ስዑዲ ሞይቶም
Radio Erena: 07 November 2017 ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን እትንቀሳቐስ ዝነበረት ሄሊኮፕተር ብምውዳቓ፣ ወራሲ ዓራት ስዑዲ ዓረብን ምክትል ኣማሓዳሪ ኣብ ዶብ ናይ እትርከብ ዞባ ኣሲርን መንሱር ቢን ሙቕሪን ዝርከቦም ሰ [...]
ካናዳ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ማዕቀብ ጌራ
Radio Erena: 05 November 2017 ካናዳ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ማዕቀብ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካናዳ ብዕለት 3 ጥቅምቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክልተ ካብቶም ማዕቀብ ተገይሩሎም ዘሎ ው [...]
መራሕቲ ክልቲኤን ሱዳን፣ ኣብ መንጎኦም ንዘሎ ምስሕሓባት ንምፍታሕ ዘትዮም
Radio Erena: 03 November 2017 መራሕቲ ክልቲኤን ሱዳን፣ ኣብ መንጎኦም ንዘሎ ምስሕሓባት ንምፍታሕ ዘተ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰራዊታ ናብ ሶማል ትልእኽ
Radio Erena: 03 November 2017 ኣሽሓት ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሶማል ከምዝኣተዉ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እተን ማዕከናት ዜና ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕርብኦ ዘለዋ ዜና፣ ብታንክታት ዝተሰነየ ሰራዊት ኢትዮጵያ [...]