Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 359 360 361 362 363 386 3610 / 3855
ሰበስልጣን ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ናይል ዘካየዱዎ ዘተ ብዘይፍረ ተዛዚሙ

ሰበስልጣን ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ናይል ዘካየዱዎ ዘተ ብዘይፍረ ተዛዚሙ

Radio Erena: 27 December 2017 ሰበስልጣን ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ናይል ዘካየዱዎ ዘተ ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ ተገሊጹ። ኣብቲ ብዕለት 26 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዘተ፣ ግብጺ ኢትዮጵያን ሱዳንን [...]
ሱዳን ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ናይ ወጻኢ ባጤራ ሸርፊ ንምምካት ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

ሱዳን ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ናይ ወጻኢ ባጤራ ሸርፊ ንምምካት ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

Radio Erena: 28 December 2017 ሱዳን ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ናይ ወጻኢ ባጤራ ሸርፊ ንምምካት ሓድሽ ሕጊ ከምዘውጸአት ሚኒስተር ፋይናንስ’ታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ብሰሉስ 26 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ተጋቢኡ ንዝወዓለ [...]
ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ብዘካየዶ ደብዳብ 14 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም

ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ብዘካየዶ ደብዳብ 14 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 December 2017 ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ከተማ ጣይዝ ናይ የመን ብዘካየዶ ደብዳብ ብዉሑዱ 14 ሰላማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሉስ እውን ብተመሳሳሊ 1 [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ን361 እሱራት ምሕረት ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን361 እሱራት ምሕረት ጌሩ

Radio Erena: 27 December 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይዲ ንዝጸንሑ 361 እሱራት ብ25 ታሕሳስ ምሕረት ከምዝገበረሎም ሺንሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቶም ምሕረት ተጌርሎም ዘሎ እሱራት፣ ዓሚ ኣብ ዶቡባዊ ዞባ እታ [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳንን ተቓወምቱን ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ፈሪሞም

መንግስቲ ደቡብ ሱዳንን ተቓወምቱን ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ፈሪሞም

Radio Erena: 24 December 2017 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ሓይልታት ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ምፍራሙ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን እውን ተ [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ ኣብ ሱዳን ይበጽሕ

ፕረዚደንት ርዋንዳ ኣብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 22 December 2017 ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ንምፍጻም ብሮቡዕ [...]
ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጅቡቲ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጅቡቲ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 22 December 2017 ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ጅቡቲ ገማግም ባሕሪ ዓርታ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ካብ 12 ክሳብ 21 ታሕሳስ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ [...]
ትካላት ሱዳን፣ ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ ፍርያተን ደው የብላ

ትካላት ሱዳን፣ ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ ፍርያተን ደው የብላ

Radio Erena: 21 December 2017 ፋብሪካ መፍረ መድሃኒት ዝርከቦም ሓያሎ ትካላት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ወጻኢ ባጤራ ቅልውላው፣ ፍርያተን ደው የብላ ከምዘለዋ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮ [...]
ብናይ ብሄር ምትፍናን እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምእትርከብ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ይእመኑ

ብናይ ብሄር ምትፍናን እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምእትርከብ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ይእመኑ

Radio Erena: 20 December 2017 ብናይ ብሄር ምፍልላይ ኣብ ምትፍናን እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምዘላ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ይገልጹ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ [...]
ሱዳንን ሕቡራት ኢማራትን ዘካየደኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

ሱዳንን ሕቡራት ኢማራትን ዘካየደኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

Radio Erena: 20 December 2017 ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘካየድኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዝተዛዘመ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዝሃብኦ መግለጺ ኣፍሊጠን። እቲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝቐጸለ ናይ ሓይልታት ምድርን ባሕሪ [...]
1 359 360 361 362 363 386 3610 / 3855