Category: ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ፖለቲካ እሱራት ናብ ፍርዲ ከቕርብ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 07 January 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዘለዉዎ ካብ ተኣመነ፣ ናብ ቅድሚ ሕጊ ከቕርቦም ይግባእ ክብሉ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ጸዊዖም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ብረቡዕ 3 ጥሪ፣ ኩ [...]
ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሑቲ፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ የመን ኢዱ ሂቡ
Radio Erena: 07 January 2018 ሓደ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ዕጡቕ ሓይሊ ሑቲ ምስ ሓምሳ ኣባላቱ፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ የመን ኢዱ ከምዝሃበ፣ ማዕከን ሓበሬታ ኣል ዓረቢያ ኣፍሊጡ። እቲ ብቀዳም 6 ጥሪ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ [...]
ኣብ ዩጋንዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዘለዎም ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 January 2018 ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ክሳብ መወዳእታ 2016 ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዘለዎም በዓል መዚ ወፍሪ ኡጋንዳ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስታዊ ትካ [...]
ቀ.ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ምዃኖም ገሊጹ
Radio Erena: 04 January 2018 ኢትዮጵያ፣ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክትፈትሕ ምዃና ንመግለጺ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት መግለጺ ቢቢሲ፣ ኢትዮጵያ ነቲ ሓደ ካብቲ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ዞባ ወሽመጥን ዘትየን
Radio Erena: 03 January 2018 ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ዞባ ወሽመጥን ከምዝዘተያ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። ብምክትል ሚኒስተር ምክልኻል መሓመድ ቢን ዓብዱላህ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡ [...]
ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ጅቡቲ ዝተዘርግሐ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ኣገልግሎት ጀሚሩ
Radio Erena: 03 January 2018 ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ጅቡቲ ዝተዘርግሐ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት ከምዝጀመረ ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቲ 756 ኪሎሜተር ዝሽፍን ናይ መጓዓዝያ ባቡር ብክልተ ኩባንያታት ቻይና [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ተወሊዑ ብዘሎ ግጭት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፣ ሓደ ሰብ ሞይቱ
Radio Erena: 31 December 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ተወሊዑ ብዘሎ ግጭት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፣ ሓደ ሰብ ክመውት እንከሎ፣ ካልኦት ኣርባዕተ ከኣ ከምዝቖሰሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ወለጋ [...]
ዩጋንዳ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ
Radio Erena: 31 December 2017 ዩጋንዳ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ። ወሃብ ቃል ሰራዊት ዩጋንዳ ሪቻርድ ካረሚረ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብመሰረት ስምምዕ ሕብረት ኣፍሪቃን ውድብ ሕቡራት ሃገ [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ ክልተ ግዝኣታት’ታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣዚዙ
Radio Erena: 31 December 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ክልተ ግዝኣታት’ታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣዚዙ። እዚ ኣብ ግዝኣታት ሰሜን ኮርዶፋንን ከሰላን ዝጸንዕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ፣ ኣብ ሰሜን [...]
ቱርኪ ኣብ ሱዳን ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 29 December 2017 ቱርኪ ኣብ ሱዳን፣ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሱዋኪን ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት ምዃና ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ። ቱርኪ፣ ነቲ ብዘይ ዝኾነ ንጡፍ ኣገልግሎት ዝጸንሐ ገማግም ባሕሪ ስዋኪን ንወትሃደራዊ [...]