Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት 5.5 ሚልዮን ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም
Radio Erena: 01 February 2018 ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት 5.5 ሚልዮን ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ መነባብርኦም ከምዝተፈናቐሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ምውህሃድ ሰብኣዊ ጉዳያት ናይ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ [...]
ሱዳን፣ 130 ናይ ንግዲ ትካላት ገንዘብ ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን
Radio Erena: 01 February 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ን130 ናይ ንግዲ ትካላት ገንዘብ ካብ ባንክ ከየንቀሳቕሳ ከምዝኣገደን ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ-ኣናዶሉ ሓቢሩ። እተን ብማእከላይ ባንክ ሱዳን ገንዘብ ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን ዘለ [...]
መበል 30 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ተዛዚሙ
Radio Erena: 30 January 2018 ካብ 22 ጥሪ ኣትሒዙ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻእን ካልኦት ወከልቲን ዝጀመረ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መራሕቲ ኣባላት ሃገራት እቲ ሕብረት ብ28ን 29 ጥሪ ብዘካየድዎ ኣኼባ'ዩ ተዛዚሙ። ኣብዚ [...]
ጅቡቲን ኬንያን ኣብ ምልውዋጥ ስለያዊ ሓበሬታ ክተሓባበራ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 30 January 2018 ጅቡቲን ኬንያን ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ጸጥታዊ ጉዳያት፣ ስልታዊ ሓበሬታታት ክለዋወጣ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ማዕከናት ዜና ካብ ናይሮቢ ሓቢረን። እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝበ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ን2,345 እሱራት ምሕረት ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 28 January 2018 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ቀቲሎም ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ን2,345 እሱራት ምሕረት ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቶም ብሓሙስ 25 ጥሪ ኣብ [...]
ግብጽን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ፣ ብሓባር ክፈትሖኦ ምዃነን ኣፍሊጠን
Radio Erena: 28 January 2018 ግብጽን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእን፣ ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምርድዳእን ብሓባር ክፈትሖኦ ምዃነን ኣፍሊጠን። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ [...]
መራሕቲ ርዋንዳን እስራኤልን ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ስደተኛታት ተዘራሪቦም
Radio Erena: 26 January 2018 ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመን ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁን ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ስደተኛታት ከምዝተዘራረቡ ማዕከናት ዜና እስራኤል ሓቢረን። ማዕከን ዜና ሃረጽ ብዘቕረቦ ጸብጻ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 21 ዜጋታቱ ናብ ዓዶም መሊሱ
Radio Erena: 26 January 2018 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 21 ዜጋታታ ከምዘውጽአት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ብሮቡዕ 24 ጥሪ ምሸት ብነፋሪት ናብ ዓዶም ዝተመልሱ ኢትዮጵያውያ [...]
ሱዳን ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ዜጋታታ ዝወርድ ግፍዒ ተቓዊማ
Radio Erena: 25 January 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ዜጋታቱ ንዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት መግትኢ ክገብረሉ፣ ንከተማ ጣራብሎስ ተቖጻጺሩ ዝርከብ መንግስቲ ሊብያ ጸዊዑ። እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘቕር [...]
መበል 30 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 24 January 2018 መበል 30 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ክሳብ 29 ጥሪ ዝካየድ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ዘተኩረሎም ዓበይቲ ኣጀንዳታት ነዛ ኣህጉር ረሚሱ ዘሎ ጉዳይ ብልሽውና [...]