Category: ኣህጉራዊ ዜና

ግብጽን ፈረንሳ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 26 March 2019 ግብጽን ፈረንሳን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ ምዃነን ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብዝሑ ዘይተሓበረ ሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ምስ መራኽቡ፣ ፈረንሳ ናብ እትቆጻጸሮ ክሊ ማ [...]

የመን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብሕማም ኮሌራ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ የመን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ብሕማም ውጽኣት ከምዝተጠቕዑ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዛጊት ልዕሊ 190 ሰባት፣ ብሰንኪ እቲ ሕማም ሞይቶም ከም [...]

ኣብ ጉዳይ ዶብ ክሰማምዓ ዘይክኣለ ሶማልን ኬንያን፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ
Radio Erena: 25 March 2019 ብጉዳይ ዶብ ኣብ ምውጣጥ ዝርከባ ሶማልን ኬንያን፣ ብመንጎኝነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተወስደ ተበግሶ ሽምግልና ድሕሪ ምፍሻሉ፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርባ ከምዝወሰና ተ [...]

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን፣ ሰላማዊ ሰልፊ ይቕጽል
Radio Erena: 24 March 2019 ንፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፍታት ብሓሙስ እውን ቀጺሉ ከምዝወዓለ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰ [...]

ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 24 March 2019 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳም 23 መጋቢት [...]

ሶማል፣ ሰራዊት መንግስቲ ኣድማ የካይድ
Radio Erena: 22 March 2019 ሰራዊት ፈደራላዊ መግስቲ ሶማል፣ ኣድማ የካይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሮይተርስ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ ብውሕዱ ኣብ ሰለስተ መዓስከራት ዝርከብ ሰራዊት እቲ መንግስቲ ዝኣደመሉ ምኽንያት፣ ናይ ኣዋር [...]

ኬንያ፣ 20 ሚልዮን ትምዩን ዶላር ተታሒዙ
Radio Erena: 22 March 2019 ኣብ ኬንያ፣ ኣስታት 20 ሚልዮን ትምዩን ዶላር ተታሒዙ። ምስቲ ናይ ሓሶት ዶላር ብዝተሓሓት ሽዱሽተ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ፖሊስ ከተማ ናይሮቢ ኣፍሊጡ። ነፍሲ ወከፍ ናይ 100 ዶላር ፣ ብ [...]

ርዋንዳን ኡጋንዳን፣ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ይርከባ
Radio Erena: 22 March 2019 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ምስ ኡጋንዳ ዘዋስን ገለ ክፋል ዶብ ድሕሪ ምዕጻው፣ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ምስሕሓብ ኣለዋ። ርዋንዳ፣ ነቲ ምስ ኡጋንዳ ዘዋስና ገለ ክፋል ዶባ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት፣ መንግስቲ [...]

መራሕቲ ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንምቅርራብ ዝተኻየደ ፈተነ ፈሺሉ
Radio Erena: 21 March 2019 መራሕቲ ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንምቅርራብ ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ፈተነታት ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ። እዚ ብዝተፈላለዩ መንግስታት፣ ኣብዚ ቀረባ እዋን ድማ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝተኻየደ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ጎድኒ ፕረዚደንት በሽር ከምዘላ ገሊጻ
Radio Erena: 20 March 2019 ሩስያ፣ ኣብ ጎኒ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር ከምዘላ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፍሉይ ልኡኻ ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን፣ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ሚኻኤል ቦጋ [...]