Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ምትእትታው ሃገራት ዓረብን ሩስያን ሓደገኛ ሳዕቤን ከየኸትል ተሰጊኡ
Radio Erena: 19 April 2019
ኣብ ሱዳን፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ንዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ብወግዒ ዝደገፋ ሃገራት ዓረብን ሩስያን ዝፍጽምዎ ምትእትታው ሓደገኛ ሳዕቤን ከኸትል ከምዝኽእል ፖለቲከኛታት እታ ሃገር የጠንቅቑ [...]

ርጉእ መንግስቲ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም
Radio Erena: 19 April 2019
ርጉእ መንግስቲ ከተቕውም ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም።
ካብታ ሃገር ብዝተዋህበ ሓበሬታ መሰረት፣ ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ንዝነበረ ኣቶ ለማ መገርሳ ሚኒስ [...]

ኡጋንዳ፣ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ኣልበሺር፣ ከተዕቁቦ ከምእትኽል ኣፍሊጣ
Radio Erena: 18 April 2019
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣኑ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ዑቕባ ክህቦ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ።
ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ናይ ኡጋንዳ፣ ንሚኒስተ [...]

ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ
Radio Erena: 17 April 2019
ንፕረዚደንት በሺር ብዕልዋ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ።
እቲ ወትሃደራዊ ባይቶ፣ ኣብ ውሽጢ 15 [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ 92 እሱራት ሃዲሞም
Radio Erena: 17 April 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ጋምቤላ፣ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ፣ 92 እሱራት ከምዝሃደሙ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሃገር ሓቢሩ።
ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ዝተፈጥረ ሓድሕዳዊ ግጭት፣ እቶም እሱራ [...]

ሱዳን፣ ውድቀት ስርዓት በሺር ንቱርኪ የሻቕል
Radio Erena: 16 April 2019
ኣብ ሱዳን ንፕረዚደንት በሺር ዝኣለየ ወትሃደራዊ ዕልዋ ድሕሪ ምክያዱ፣ ቱርኪ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝጸንሓ ጽልዋ ከይትስእን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዘላ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
[...]
መሰጋገሪ ውትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ፈላሚ ዑደቱ የካይድ
Radio Erena: 16 April 2019
ንፕረዚደንት በሺር ዝኣለየ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ።
እቲ ብጀነራል ጀላለዲን ኣል ጣይብ ዝምራሕ፣ ናይ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወሉ፣ ምስ ወከል [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ንፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣን ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዘለዋ ደገፍ ገሊጻ
Radio Erena: 15 April 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ንፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዘለዋ ደገፍ ብወግዒ ገሊጻ።
እታ ሃገር ብስም ንጉስ ሳልማን ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ [...]

ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ዘካይድኦ ዘለዋ ደብዳብ ይቕጽል
Radio Erena: 15 April 2019
ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ዘካይድኦ ዘለዋ ደብዳብ ብዝልዓለ መልክዑ እናሓየለ ይመጽእ ኣሎ።
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሶማል ከተካይዶ ዝጸንሓት ደብዳብ ብዝልዓለ መልክዑ ትቕጽል [...]

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ጸኒዑ ዝጸንሐ እዋን እቶ እቶ ኣልዒሉ
Radio Erena: 14 April 2019
ድሕሪ ምእላይ ኣልበሽር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ጸኒዑ ዝጸንሐ እዋን እቶ እቶ ከምዘልዓሎ ኣፍሊጡ።
እቲ ቆንስል ብ11 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ [...]