Category: ኣህጉራዊ ዜና

ፈረንሳ፣ ንደቂንስትዮ ዝተላኸፉ ልዕሊ 400 ሰባት ሕጋዊ መቕጻዕቲ ተበይንሎም
Radio Erena: 07 May 2019
ኣብዘን ዝሓለፋ ሸሞንተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ፈረንሳ፣ ንደቂንስትዮ ዝተላኸፉ ልዕሊ 447 ሰባት ሕጋዊ መቕጻዕቲ ከምዝተበየነሎም ተሓቢሩ።
ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ግብሪ ብዝወዓ [...]

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ብምጥፍፋእ ገንዘብን ምወላ ሽበራን መርመራ ተኻይድሉ
Radio Erena: 07 May 2019
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፣ ብምጥፍፋእ ገንዘብን ምወላ ሽበራን፣ መርመራ ተኻይድሉ።
እቲ ፕረዚደንት ነበር ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ናብ ቤት ምእሰርቲ ካብ ዝኣቱ፣ ን [...]

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 06 May 2019
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ልኡኽ፣ ብ5 ግንቦት ናብ ካርቱም ኣብ ድሕሪ ምእታው፣ ምስ [...]

ግብጺ፣ ስርሓት ጀርመን ዝኾና፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብ ትውንን
Radio Erena: 06 May 2019
መንግስቲ ግብጺ ምስ መንግስቲ ጀርመን ድሕሪ ዝኸተሞ ወትሃደራዊ ስምምዕ፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብን ከምዝወነነ ተገሊጹ።
እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣብ ጀርመን ተሰሪሓ፣ ናይ ምፍናው [...]

ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል
Radio Erena: 05 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ብሄራት ዝተወለዐ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ብፍላይ ኣብዚ ሓድሽ ተወሊዑ ዘሎ ግጭት፣ [...]

ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 05 May 2019
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን እውን እንተኾነ ክቕጽል ሙዃኑ ተገሊጹ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ነቲ ተቓውሞ ዝመርሕ ዘሎ ማሕበር ሞያውያን፣ ብዓርቢ 3 ግንቦት ኣብ ዘው [...]

ኢትዮጵያ፣ ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 03 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ካባቢታት ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታትን ምፍንቓል ሰለማውያን ሰባትን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ።
እቲ [...]

የመን፣ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም
Radio Erena: 03 May 2019
ኣብ የመን፣ ኣብ መዓስከር ላሕጅ ተዓቝቦም ዝጸንሑ፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ውጽኣት ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ገሊጹ።
እቲ ትካል ብሓሙ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን።
በቲ ግጭት ሓያሎ ሰባት ክ [...]

ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ
Radio Erena: 02 May 2019
ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ እናሓየለ ይመጽእ ከምዝሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን።
ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት፣ ዋሕዚ ሰለፈ [...]