Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 19 May 2019
ኣብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዝነበረ ህዝቢ ዝተወስደ ጨካን ስጉምቲ ከምዘጉሃዮ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ብዕለት 13ን 14ን ግንቦት ስልጣን ካብ [...]

ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ
ኢትዮጵያ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ሕጽረት ሓይሊ ኤለክትሪክ ንምሽፋን፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ከምዘበለቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ።
እታ ሃገር ነዚ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ናይ 460 ሜጋዋት ሕጽረት ኤለክትሪክ ንምምካት፣ ንጂቡቲ [...]

የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም
Radio Erena: 19 May 2019
ሓይልታት ሰራዊት ናይቲ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
[...]

ደቡብ ሱዳን፣ ብማሕበራዊ ሜድያታት ዝተጸውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከይካየድ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 17 May 2019
ደቡብ ሱዳን፣ ብፌስቡክን ትዊተርን ዝተጸውዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከይካየድ ፕረዚደንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ሚያርዲት ኣጠንቂቑ።
እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዘመሓላለፎ መጠንቀቕታ፣ ንመንግስቲ [...]

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝውንኖ ዘመናዊ ናውቲ ሕርሻ ናብ ጨረታ ይወርድ
Radio Erena: 17 May 2019
ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ፣ ሮበርት ሙጋበ ዝውንኖ ዘመናዊ ናውቲ ሕርሻ ብጨረታ ይሽየጥ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ሚልዮናት ዝተገመተ፣ ትራክተራት፣ ዘራእቲ፣ [...]

ሑቲ፣ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቒዑ
Radio Erena: 16 May 2019
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ መጥቃዕቲ ምክያዱ ተገሊጹ።
ሑቲ፣ ነቲ ብሰሉስ 14 ግንቦት ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብሸውዓተ ሰብ ኣልቦ በርርቲ (ድሮን) ከምዘካየዶ ኣፍሊጡ [...]

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ተታሒዙ
Radio Erena: 16 May 2019
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክዘዋወር ዝጸንሐ ልዕሊ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ከምዝተታሕዘ ንኮሚሽን ፖሊስ 'ታ ከተማ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቻይና፣ ሺንሁዋ [...]

ስልጣን ዝሓዘሉ መበል 20 ዓመቱ ዝጸንበለ ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ብምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ኣብ ቅድሚት ምስ ዝምደቡ መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተሰሪዑ
Radio Erena: 15 May 2019
ኣብ ግንቦት 1999 ካብ ኣኩኡ ሐሰን ጉለድ ኦፕቲዶን ስልጣን ዝተረከበ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ፕረዚደንት ጅቡቲ ዝኾነሉ መበል 20 ዓመቱ ጸንቢሉ።
እቲ ፕረዚደንት፣ መበል 20 ዓመት ስ [...]

ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ንዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ብምቅዋም ይእድሙ
Radio Erena: 15 May 2019
ሰራሕተኛታት ናይቲ፣ ኣብ ሱዳን ከተማ ካርቱም ናይ ዝርከብ፣ በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ኣብታ ከተማ ንዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ ዘለዎም ተቓውሞ ንምግላጽ ኣድማ የካይዱ ከምዘለዉ [...]

ኣል ሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 15 May 2019
እስላማዊ ጥሩፍ ጉጅለ ኣል ሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤት መንግስቲ ሶማልያ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ፖሊስ እታ ሃገር ኣመልኪቱ።
እቲ ብሰሉስ 14 ግንቦት፣ ኣብ [...]