Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሶማልያ፣ ኣዛዚ ቤት ማእሰርቲ ኦጋዴን ነበር ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ
Radio Erena: 27 May 2019
መንግስቲ ሶማልያ፣ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ናይቲ ኣብ ዞባ ኦጋዴን ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ ምንባሩ ንዝተገልጸ፣ ሓሰን ኢብራም ዝተባህለ ኢትዮጵያ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣረኪባቶም።
ኣማሓዳ [...]

ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ
Radio Erena: 26 May 2019
ኣብ ሱዳን ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ቆንስል፣ ንገማል ኣል-ዲን ዑመር ኢብራሂም ከም ሓድሽ ኣባሉ ሸይሙዎ።
ዑመር ኢብራሂም ንሙስጣፋ መሓመድ ሙስጣፋ ተኪኡ’ዩ ናብ ወተሃደራዊ ቆንስል ተ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ ክካየድ ጸዊዓ
Radio Erena: 24 May 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ህጽጽ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ን30 ግንቦት ኣብ ከተማ ማካ ክካየድ ጸዊዓ።
እታ ሃገር፣ ነዚ ዋዕላ ዝጠለበትሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ወሽመጥ ዓረብ ተኸሲቱ ኣብ ርእሲ [...]

ኬንያ፣ ሚኒስተር ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ሶማልያ ሰጕጓ
Radio Erena: 24 May 2019
ኬንያ፣ ሓደ ሚኒስተርን ክልተ ኣባላት ባይቶን ሶማል ከምዝሰጎገት መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ።
ብመሰረት መግለጺ መንግስቲ ሶማል፣ እቶም ሰለስተ ሰበ ስልጣን፣ ብሰኑይ 20 ግንቦት፣ ኣብ ና [...]

ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም
Radio Erena: 23 May 2019
ብሳልሕ ጎሽ ዝፍለጥ ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት ኣል በሺር ነበር ሳልሕ ዓብደላ መሓመድ፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከምዝከልከሉ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ሓላፊ ጸጥታ ነበር ካብ ገዝኡ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት 39 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ
Radio Erena: 22 May 2019
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ከቢድ ናይ ባጀት ቅልውላው 39 ኤምባሲታት ክዓጹ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]

ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ካብ ሓንቲ ኣደ ንዝመንዝዖ ሰፊሕ መሬት 10 ሚልዮን ዶላር ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ
Radio Erena: 22 May 2019
ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ፣ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ እዋን፣ ኣብ 1983፣ ሱዛን ቸሉሂ ካብ ዝተባህለት ኣደ ናይ ዝመንዝዖ 21 ሄክታር መሬት፣ 10 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ [...]

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ወትሃደራውያን ሓይልታት ዓለም ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ
Radio Erena: 21 May 2019
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሃገራት ዓለም ወትሃደራዊ ህላዌኤን ዘስፋሕፍሓሉ ዘለዋ ዞባ ምዃኑ ተገሊጹ።
ኣብ ሽወደን ዝመደበሩ፣ መጽናዕታዊ ትካል ኣህጉራዊ ሰላም፣ ብዝዘርግሖ ጽሑፍ፣ ሓያሎ ሃገራት [...]

ሓዉ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ብሓገዝ ስለያ ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪ ሃዲሙ
Radio Erena: 21 May 2019
ሓዉ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብሓገዝ ስለያ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሱዳን ሃዲሙ ናብ ቱርኪ ከምዝኣተወ ንኣፈኛ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።
[...]

ደቡብ ሱዳን፣ ደሃይ ዘጥፍኡ 40 ዲፕሎማሰኛታቱ ሰጕጉ
Radio Erena: 20 May 2019
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተመዲቦም ዝጸንሑ 40 ዲፕሎማሰኛታት ካብ ስራሕ ከምዝሰጎጎት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዝሓለፈ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]