Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 309 310 311 312 313 368 3110 / 3671
የመን፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ግጭት ተላዒሉ

የመን፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ግጭት ተላዒሉ

Radio Erena: 18 December 2018 ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ የመን፣ ሓደ መዓልቱ ከየቑጸረ ዳግም ግጭት ከምዝተላዕለ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። ኣብቲ ስምምዕ ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 60 ኣባላት ፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ፣ ካብ 4 ክሳብ 14 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዶም

ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 60 ኣባላት ፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ፣ ካብ 4 ክሳብ 14 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዶም

Radio Erena: 16 December 2018 ብጉዳይ ወሰኽ ደሞዝን ናይ መነባብሮ ፍታሕን ንምዝርራብ ናብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝመረሹ ኣባላት ፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ፣ ካብ ሓሙሽተ ክሳብ 14 ዓመት ዝጸንሕ ናይ ማእሰርቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ሞያለ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ሞያለ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 December 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ሞያለ፣ ዞባ ቦሮና፣ ኣብ ሞንጎ ብሄራት ኦሮሞን ሶማልን ብዝተኻየደ ግጭት፣ ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ማዕከናት ዜና ኦሮሞያ ሓቢረን። ክፍሊ ሓበሬታ [...]
ሱዳንን ቤላሩስን ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን

ሱዳንን ቤላሩስን ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 13 December 2018 ሱዳንን ቤላሩስን ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ካብ ሚንስክ ሓቢረን። ኣብ ቤላሩስ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየድ ዘሎ ፕረዚደንት ኣል [...]
ግብጺ፣ ኣብ ጅቡቲ ሎጂስቲካዊ ዞባ ከተቕውም’ያ

ግብጺ፣ ኣብ ጅቡቲ ሎጂስቲካዊ ዞባ ከተቕውም’ያ

Radio Erena: 13 December 2018 ግብጺ ኣብ ጅቡቲ ሎጂስቲካዊ ዞባ ከተቕውም ምዃና ተሓቢሩ። ጋዜጣ ኢጅፕት ቱደይ ፣ ንኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ግብጺ መሓመድ ዞህር ሕርሲ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረበቶ ዜና፣ ጅቡቲ፣ ንግብጺ ሓደ ሚልዮን [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ዝርከብ ኤምባሲኣ ዳግማይ ትኸፍት

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ዝርከብ ኤምባሲኣ ዳግማይ ትኸፍት

Radio Erena: 09 December 2018 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ዝርከብ ኤምባሲኣ ዳግማይ ከፊታቶ። ምንጭታት ዜና ካብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝፈነዉዎ ሓበሬታ፣ እዚ ድሕሪ 28 ዓመታት ዝኽፈት ዘሎ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ሓያል [...]
ከባቢታት ጎንደር  ብናይ ብሄር ግጭት ይሕመስ ከምዘሎ ተገሊጹ

ከባቢታት ጎንደር ብናይ ብሄር ግጭት ይሕመስ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 December 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢታት ጎንደር፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭታት እናበሰ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ ግጭት ከምዝተጎሃሃረን ኣብ ሰብን ንብረትን [...]
ናይጀርያ፣ “በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት’የ” እናበለት ከተታልል ዝጸንሐት ሰበይቲ ተኣሲራ

ናይጀርያ፣ “በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት’የ” እናበለት ከተታልል ዝጸንሐት ሰበይቲ ተኣሲራ

Radio Erena: 06 December 2018 ኣብ ናይጀርያ፣ በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት መሓመድ ቡሃሪ'የ እናበለት ከተታልል ዝጸንሐት ሰበይቲ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወት ቢቢሲ ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እታ ኣሚና መሓመድ ዝተባህለት ሰበይቲ፣ ፕረዚደ [...]
ስድራቤት ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ኣብ ፈረንሳ ዘለዎም ሃብቲ ምጽራይ ይካየደሉ ኣሎ

ስድራቤት ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ኣብ ፈረንሳ ዘለዎም ሃብቲ ምጽራይ ይካየደሉ ኣሎ

Radio Erena: 04 December 2018 ስድራቤት ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ሃብቶም ምጽራይ ይካየደሉ ኣሎ። ፖሊስ ፈረንሳ ነቲ ምጽራይ ከካይዶ ምዃኑ ዝሓበረት ጋዜጣ ለ ሞንድ፣ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ሸ [...]
ፕረዚደንት ናይጀርያ፣ ድሕሪ ሞቱ ንዕኡ ብዝመስል ሱዳናዊ’ዩ ተተኪኡ ንዝብል ወረ ነጺግዎ

ፕረዚደንት ናይጀርያ፣ ድሕሪ ሞቱ ንዕኡ ብዝመስል ሱዳናዊ’ዩ ተተኪኡ ንዝብል ወረ ነጺግዎ

Radio Erena: 04 December 2018 ፕረዚደንት ናይጀርያ መሓመድ ቡሃሪ፣ ድሕሪ ሞቱ ንዕኡ ብዝስል ሱዳናዊ'ዩ ተተኪኡ ዝብል ወረ፣ 'ሓሶት'ዩ' ክብል ወግዓዊ መግለጺ ሂቡሉ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ መግለጺ ክህብ ዝተገደደ፣ ማዕከናት [...]
1 309 310 311 312 313 368 3110 / 3671