Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ኣስታት ሓደ ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክስሕብ’ዩ
Radio Erena: 03 June 2019
ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ኣስታት 20 ሽሕ ብዝሒ ዘለዎ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ እቲ ሓደ ሽሕ ክስሕብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ወሲኑ።
ምስሓብ እቲ ሰራዊት፣ [...]

ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ
Radio Erena: 02 June 2019
ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ ክብል ማሕበር ሞያውያን’ታ ሃገር ከሲሱ።
ንህዝባዊ ምልዕ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን ዝርከብዎም 69 ሰባት ዓሌታዊ ግጭት ብምልዕዓል ተኸሲሶም
Radio Erena: 02 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብሄራት ኢድ ኔሩኩም ዝተባህሉ ሰበስልጣን መንግስቲ ዝርከብዎም 69 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ብመንግስቲ ዝው [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ሃገራት እስላም ኣንጻር ኢራን ደው ክብላ ጸዊዓ
Radio Erena: 31 May 2019
ሃገራት እስላምን ሃገራት ዓረብን ኣንጻር ኢራን ተሪር መርገጺ ክወስዳ ስዑዲ ዓረብ ጸዊዓ።
እታ ሃገር ነዚ ዝጸውዐት፣ ሓሙስ 30 ግንቦት፣ ኣብ ከተማ ማካ ኣብ ዝተኸፍተ ህጹጽ ዋዕላ ሃ [...]

ሶማልያ፣ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ናብ ሞቛድሾ ክግዕዙ ጸዊዓ
Radio Erena: 31 May 2019
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን መሻርኽቲ፣ ናብ ሞቛድሾ ክግዕዙ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ጸዊዑ።
እታ ሃገር ነዚ ጻውዒት ተቕርብ ዘላ፣ ኣብ መንጎ ክል [...]

ኬንያን ጅቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ትሕቲ ባሕሪ ፋይበር ይሻረኻ
Radio Erena: 30 May 2019
ኬንያን ጂቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ፣ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ጭሕጊ (ፋይበር) ንምዝርጋሕ ብሽርክነት ንምስራሕ ተሰማሚዐን።
ኬንያ ብዘውጽኣቶ መግለጺ መሰረት፣ እቲ ምስ ጅቡቲ ተበጺሑ ዘሎ ና [...]

ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ፣ ወትሃደራዊ ስልጠና ሂባ
Radio Erena: 29 May 2019
ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝሃበት ኤምባሲ ፈረንሳ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ደብረዘይቲ ወይ ቢሾፍቱ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት ሓ [...]

ቀጠር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ
Radio Erena: 29 May 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ሓሙስ 30 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ቀጠር ክትሳተፍ ዕድመ ኣቕሪባትላ።
ንጉስ ሳልማ ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብቲ ኣብ ሜካ ዝካየድ ዋዕላ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ ብጌጋ ምዝርግሓ ተጻርዮ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 28 May 2019
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝዘርግሖ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልያን፣ ንኮንጎ ኪንሻሻን ኮንጎ ብራዛቪልን ከምኡ ድማ ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ፣ ብወግ [...]

መራሕቲ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ የካይዱ
Radio Erena: 28 May 2019
ስርዓት ኣል በሺር ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምእላዩ፣ ስልጣን ሒዞም ዝርከቡ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዶም።
ኣቦ መንበር ናይቲ ጉጅለ፣ ጀነራል ዓብደልፈታ [...]