Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 305 306 307 308 309 390 3070 / 3892
ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ

ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 08 July 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ። ብርጌደር ጀነራል የሕያ ሳሪ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ እቲ መጥቃዕቲ ድሮ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ [...]
ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን

ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን

Radio Erena: 07 July 2019 ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ስምምዕ ኣብ ዝተበጽሓሉ ጽባሕ፣ ክልተ ውድባት ነቲ ስምምዕ ከምዘይተቐበላኦ ኣፍሊጠን። እተን ብሚኒ ሚናዊን ዓብደል ዋሂድ ኣልኑርን ዝምራሓ ውድባት ኣብ መግለጺአን፣ እዚ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል

ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል

Radio Erena: 05 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ 871 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከም ዝተጠቕዑ ሓላፊ ኢንስቲትዩት ጥዕና ኢትዮጵያ ጌታቸው ቶለራ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ሓቢሩ። በቲ ኣብ ክልላት ኦሮሞ፣ ኣምሓራ፣ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

Radio Erena: 03 July 2019 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ፣ ነፈርቲ ውግእ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ብውሕዱ 40 ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። በቲ ስደተኛታት ኣብ ዝተዓቝብሉ ቦታ፣ ታጁ [...]
‘’ኢትዮጵያ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ኣለዋ’’ ሚኒስተር ፋይናንስ

‘’ኢትዮጵያ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ኣለዋ’’ ሚኒስተር ፋይናንስ

Radio Erena: 03 July 2019 ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውሽጣዊን ናይ ወጻኢን ዕዳ ከምዘለዋ ሚኒስትሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ዓመታዊ ጸብጻቡ ኣብ ዘቕረበሉ፣ ኢትዮጵያ 27 ቢልዮን ዶ [...]
ኣብ መንጎ ልፍንቲ መስሪቱ ዘሎ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምፍንጫል ከይመጽእ ተሰጊኡ

ኣብ መንጎ ልፍንቲ መስሪቱ ዘሎ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምፍንጫል ከይመጽእ ተሰጊኡ

Radio Erena: 03 July 2019 ሰውራዊ ግንባር ሱዳን፣ ካብ ልፍንቲ ተቓወምቲ ውድባት ወጺኡ፣ ምስ ወተሃደራዊ ቆንስል ቀጥታዊ ዘተ ክጅምር ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። መራሒ ናይቲ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከካዪድ ዝጸንሐ ግንባር ምኒ [...]
‘’ንጸላእትና ብርዒ ሒዝና ዘይኮነ፣ ብካላሽንኮቭ ክንምክቶም ድሉዋት ኣለና’’ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

‘’ንጸላእትና ብርዒ ሒዝና ዘይኮነ፣ ብካላሽንኮቭ ክንምክቶም ድሉዋት ኣለና’’ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

Radio Erena: 02 July 2019 ሓድነትን ልኡላውነትን ኢትዮጵያ ክዘርጉ ንዝፍትኑ ወገናት፣ ብርዒ ሒዝና ዘይኮነ፣ ብካላሽንኮቭ ክንምክቶም ድሉዋት ኣለና ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ይቕጽል

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ይቕጽል

Radio Erena: 02 July 2019 ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይቕጽሎ ከም ዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር ይገልጹ። ህዝ [...]
ጀነራል ኣደም መሓመድ ሓድሽ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዚዙ

ጀነራል ኣደም መሓመድ ሓድሽ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 01 July 2019 ጀነራል ኣደም መሓመድ ሓድሽ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዚዙ። ጀነራል ሰዓረ መኮነን ሓላዊኡ ካብ ዝነበረ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ድሕሪ ሙሟቱ፣ ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ዝነበረ [...]
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፣ 30ሰነ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፣ 30ሰነ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

Radio Erena: 01 July 2019 ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ብሰንበት 30 ሰነ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ። ወተሃደራት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ተኹሲ ብምኽፋቶም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰላማውያን ሰባት [...]
1 305 306 307 308 309 390 3070 / 3892