Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 303 304 305 306 307 361 3050 / 3604
ናይጀርያ፣ “በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት’የ” እናበለት ከተታልል ዝጸንሐት ሰበይቲ ተኣሲራ

ናይጀርያ፣ “በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት’የ” እናበለት ከተታልል ዝጸንሐት ሰበይቲ ተኣሲራ

Radio Erena: 06 December 2018 ኣብ ናይጀርያ፣ በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት መሓመድ ቡሃሪ'የ እናበለት ከተታልል ዝጸንሐት ሰበይቲ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወት ቢቢሲ ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እታ ኣሚና መሓመድ ዝተባህለት ሰበይቲ፣ ፕረዚደ [...]
ስድራቤት ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ኣብ ፈረንሳ ዘለዎም ሃብቲ ምጽራይ ይካየደሉ ኣሎ

ስድራቤት ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ኣብ ፈረንሳ ዘለዎም ሃብቲ ምጽራይ ይካየደሉ ኣሎ

Radio Erena: 04 December 2018 ስድራቤት ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ሃብቶም ምጽራይ ይካየደሉ ኣሎ። ፖሊስ ፈረንሳ ነቲ ምጽራይ ከካይዶ ምዃኑ ዝሓበረት ጋዜጣ ለ ሞንድ፣ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ሸ [...]
ፕረዚደንት ናይጀርያ፣ ድሕሪ ሞቱ ንዕኡ ብዝመስል ሱዳናዊ’ዩ ተተኪኡ ንዝብል ወረ ነጺግዎ

ፕረዚደንት ናይጀርያ፣ ድሕሪ ሞቱ ንዕኡ ብዝመስል ሱዳናዊ’ዩ ተተኪኡ ንዝብል ወረ ነጺግዎ

Radio Erena: 04 December 2018 ፕረዚደንት ናይጀርያ መሓመድ ቡሃሪ፣ ድሕሪ ሞቱ ንዕኡ ብዝስል ሱዳናዊ'ዩ ተተኪኡ ዝብል ወረ፣ 'ሓሶት'ዩ' ክብል ወግዓዊ መግለጺ ሂቡሉ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ መግለጺ ክህብ ዝተገደደ፣ ማዕከናት [...]
ቀጠር፣ ካብ ማሕበር ሃገራት ኣፍረይቲ ነዳዲ (OPEC ) ክትወጽእ’ያ

ቀጠር፣ ካብ ማሕበር ሃገራት ኣፍረይቲ ነዳዲ (OPEC ) ክትወጽእ’ያ

Radio Erena: 04 December 2018 ቀጠር፣ ካብ ኣባልነት ማሕበር ሃገራት ኣፍረይቲ ነዳዲ (OPEC) ክትወጽእ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ እቲ ማሕበር ብስዑዲ ዓረብ ዝተዓብለለ'ዩ ብዝብል ምዃና ዝተፈላለዩ ወገ [...]
መራሕቲ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን፣ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

መራሕቲ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን፣ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

Radio Erena: 02 December 2018 መራሕቲ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን፣ ብዕለት 1 ታሕሳስ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ኣብ ኤርትራ ዓስኪሩ ዝነበረ ሰራዊት ናይቲ ግንባር ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተ [...]
ደቡብ ሱዳን ብመንገዲ ዩጋንዳ ኣጽዋር የእትያ

ደቡብ ሱዳን ብመንገዲ ዩጋንዳ ኣጽዋር የእትያ

Radio Erena: 02 December 2018 ሰራዊት ደቡብ ሱዳን ካብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተገዝአ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ከእቱ ከምዝጸንሐ ተገሊጹ። ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ብሕታዊ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ ብዕለት 29 ሕዳር ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ [...]
ሱዳን፣ ዋሕዲ ‘መድሕን-ህይወት’ ዝኾኑ መድሃኒታት ኣጋጢሙ

ሱዳን፣ ዋሕዲ ‘መድሕን-ህይወት’ ዝኾኑ መድሃኒታት ኣጋጢሙ

Radio Erena: 29 November 2018 ኣብ ሱዳን፣ ዋሕዲ 'መድሕን-ህይወት' ዝኾኑ መድሃኒታት ኣጋጢሙ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብቋንቋ ዓረብ ዝዳሎ ማዕከን ዜና ኣፍሪጌትስ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ሚኒስተር መሓመድ ኣቡዛይድ፣ ብሰሉስ 2 [...]
ኣብ የመን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኣስታት 400 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ይምለሱ

ኣብ የመን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኣስታት 400 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ይምለሱ

Radio Erena: 29 November 2018 ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ተቐርቂሮም ዝጸንሑ ኣስታት 400 ኢትዮጵያውያን ብሓገዝ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ናብ ሃገሮም መሊሶም። እቶም ኣስታት 200 ድሮ ካብ መዓርፎ ነ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ናብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል ናብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 27 November 2018 ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብደላ ፋርማጆ፣ ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኡጋንዳዊ መዘንኡ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ድሕሪ ዝገበረሉ ዕድመ'ዩ ብ24 ሕዳር ናብ ኤን [...]
ቻድን እስራኤል ኣብ ወትሃደራዊን ጸጥታውን መደያት ክተሓጋገዛ ይዝትያ

ቻድን እስራኤል ኣብ ወትሃደራዊን ጸጥታውን መደያት ክተሓጋገዛ ይዝትያ

Radio Erena: 27 November 2018 ቻድን እስራኤልን፣ ኣብ ወትህደራውን ጸጥታውን መዳያት ክተሓጋገዛ ኣብ ዘኽእለን ጉዳያተ ከምዝዘተያ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ፕረዚደንት ቻድ እድሪስ ደቢ፣ ብሰነበት 25 ሕዳር፣ ኣብ እስራኤ [...]
1 303 304 305 306 307 361 3050 / 3604