Category: ኣህጉራዊ ዜና

መራሕቲ ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ
Radio Erena: 08 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቅን፣ ፕረዚደንት መሰጋገሪ መንግስቲ ጀነራል ቡርሃን ዓብደል ፈታሕን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም።
እቶም መራሕቲ ብ [...]

70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም
Radio Erena: 06 October 2019
70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ ንቅጥዕታት ምርጫን ምቛም ውድባትን ኣመልኪቱ ንዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ንምቅዋም፣ ኣባላተን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም።
ኣፈኛታት ናይቲ [...]

ኣብ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 October 2019
ብኣንጻር’ቲ ሰበስልጣን ሱዳን ማዕቀብ ክለዓል ዘቕርቡዎ ዘለዉ ጠለብ፣ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይምስክር ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብ ባይቶ ጸጥታ ንማዕቀብ ሱዳን ዝከታተል ጉጅለ ኣብ [...]

ቀ/ሚ እስራኤል ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ምዝርራቡ ገሊጹ
Radio Erena: 04 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ከምዝተዘራረበ ተገሊጹ።
ማዕከን ዜና ታ [...]

ፈረንሳ፣ ዋዕላ ወፍሪ ሱዳን ከተእንግድ ቅርብቲ ከምዘላ ገሊጻ
Radio Erena: 03 October 2019
ፈረንሳ፣ ቁጠባዊ ሱዳን ንምሕዋይ ዝሕግዝ ዋዕላ ወፍሪ ከተንእግድ ቅርብቲ ከምዘላ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ [...]

ኣብ ጎንደር፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ኣስታት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 October 2019
ኣብ ጎንደር፣ ከባቢ ጭልጋ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብቲ ቦታ ንዝርከቡ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምውካስ ኣ [...]

መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ዘትዮም
Radio Erena: 02 October 2019
ፕረዚደንታት ኬንያን ሶማልን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ተመያይጦም።
እቶም መራሕቲ፣ ጎኒ ጊኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ መበል 74 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃ [...]

ሑቲ፣ ምሩዃት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ብናጻ ኣፋንዩ
Radio Erena: 02 October 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምሩዃት ኵናት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ነጻ ከምዝፈነወ ኣፍሊጡ።
እቶም እሱራት ብሰኑይ 30 መስከረም ዝተፈትሑ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ 2018 ኣብ ስቶ [...]

ወዱ ንፕረዚደንትን ምክትል ፕረዚደንትን ኢኳቶርያል ጊኒ ዝውንነን 25 መጋየጺ መካይን ብጨረታ ብ34 ሚልዮን ዶላር ተሸይጠን
Radio Erena: 01 October 2019
ወዱ ንፕረዚደንት እኳቶርያል ጊኒን፣ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገርን፣ ቲዮዶር ኦቢያንግ ማንግ ዝውንነን 25 ናይ መጌጺ መካይን፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ብጨረታ ተሸይጠን።
ወዲ ፕረዚደን [...]

ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን ተቐቲሉ
Radio Erena: 01 October 2019
ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን፣ ምዃኑ ዝተገልጸ ሜጀር ጀነራል ዓብደልዓዚል ኣል ፋግሃም ተቐቲሉ።
ኣቐታትላ እቲ ሓደ ካብ ፍሉያት ኣባላት ሓለዋ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣካ [...]