Category: ኣህጉራዊ ዜና

ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 24 September 2019
ቱርኪን ቀጠርን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ዘለወን መደባት ብምትኳር ዘትየን።
ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቱርኪ ጀነራል ያሲርር ጉለር ምስ ቀጠራዊ ሚኒስተር ምክልኻል ካልድ መሓመ [...]

ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም
Radio Erena: 24 September 2019
ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 50 ቆሲሎም።
እቲ ካብ ዕንጨት ዝተሰርሐ ቤት ትምህርቲ ዝፈርሰ፣ [...]

ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ
Radio Erena: 23 September 2019
ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተሰረዘ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ገሊጹ።
ንሱ ዝሓለፈ [...]

“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ
Radio Erena: 23 September 2019
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ዜጋታት ግብጺ ክኸውን የብሉን ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሳምሕ ሹኩሪ ገሊጹ።
ንሱ፣ ምስ ኣል ሞኒተር ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን
Radio Erena: 22 September 2019
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝለዓለ መልክዑ ክቕጽሎኦ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።
ማዕከናት ዜና ኣቡ ዳቢ ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]

ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ
Radio Erena: 22 September 2019
ንፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ።
እቲ ዓርቢ 20 መስከረም ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማታት [...]

ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከቲማ
Radio Erena: 20 September 2019
መንግስቲ ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን (ITFC)፣ ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከምዝኸተመት፣ ብቋንቋ ፈረንሳ እትዳሎ መርበብ ሓ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ሰራሕተኛታት፣ 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ተለቂሓ
Radio Erena: 20 September 2019
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ዝኸውን 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ከምዝተለቅሐ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ዜና ደቡብ ሱዳን ከምዝሓበሮ፣ እቲ ካብ መንግስቲ ቻይና ብልቃ [...]

ቻይና፣ 163 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ልኢኻ
Radio Erena: 20 September 2019
መንግስቲ ቻይና፣ 163 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ።
እቶም ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝኣተዉ ወትሃደ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመታት ነጺጋቶ
Radio Erena: 19 September 2019
ኢትዮጵያ፣ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ካብ ናይል ብዝፈሰሰ ማይ ዝመልኣሉ መስርሕ፣ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመታት ነጺጋቶ።
እቲ እማመታት፣ ንኢትዮጵያ፣ ካብቲ ብከርሲ መሬታ ዝሓልፍ ወ [...]