Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 289 290 291 292 293 390 2910 / 3892
ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ

ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 24 October 2019 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ንዘሎ ተወሳኺ ምስሕሓብ ብዝምልከት ብኣመሪካ ንዝቐረበ ናይ ዘተ መኣዲ ንምስታፍ ድልውቲ ከምዘላ ገሊጻ። እቲ ዘተ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወ [...]
ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 23 October 2019 ካብ ሰሜን ኣየርላንድ ናብ ብሪጣንያን ኣብ ዝሰገረት ናይ ጽዕነት መኪና፣ 39 ሰባት ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እታ መኪና ካብ ቡልጋርያ ከምዝተበገ [...]
ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና

ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና

Radio Erena: 23 October 2019 ንዕማት ዓብደላ መሓመድክያር፣ ናይ ፈለማ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን'ያ። መስራቲት ማእከል ደያኑ ሱዳን ምዃና እትፍለጥ ንዕማት፣ ካብ 19 [...]
ኬንያውያን ካብ ኣፍሪቃ ብልግሲ ቀዳሞት ተባሂሎም

ኬንያውያን ካብ ኣፍሪቃ ብልግሲ ቀዳሞት ተባሂሎም

Radio Erena: 23 October 2019 World Giving Index (10th edition) ምስ ትካል ግብረሰናይ Charities Aid Foundation (CAF) ብምትሕብባር ኣብ ዝገበሮዎ መጽናዕቲ ኣስታት ፍርቂ ካብ [...]
ሱዳን፣ኣብ እዋን ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ

ሱዳን፣ኣብ እዋን ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ

Radio Erena: 22 October 2019 ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ድሕሪ ምውዳቑ፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ። እታ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶቕ [...]
ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይቕጽል

ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይቕጽል

Radio Erena: 20 October 2019 መራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ዘተ ሰላም ንምቕጻል ናብ ከተማ ጁባ ከምዝኣተወ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ወሃብ ቃል’ቲ ውድብ ፒተር ማናዋ ንጋዜጠኛታት [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ፈደራል ኣብ ጎንደር ኢድ ከእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ፈደራል ኣብ ጎንደር ኢድ ከእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 20 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጎንደር ብዝተኻየደ ንሳምንታት ዝቐጸለ ዓሌታዊ ግጭት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምእታው፣ መንግስቲ’ቲ ክልል ፈደራላዊ መንግስቲ ሰራዊቱ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ሓለፍቲ [...]
ስዑዲ ዓረብ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን፣  ሸመተ ከብትን ጤለ-በጊዕን ደው ኣቢላ

ስዑዲ ዓረብ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን፣ ሸመተ ከብትን ጤለ-በጊዕን ደው ኣቢላ

Radio Erena: 18 October 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን ክትሽምተን ዝጸንሐት ከብቲ፣ ጤለ-በጊዕን ኣግማልን ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ኣብ ሱዳን ንእንስሳታት ዘቤት፣ ብፍላይ [...]
ኣብ ዓለም ደሞክራሲ ክነግስ እንተኾይኑ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስልጣን ክመጻ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ገሊጻ

ኣብ ዓለም ደሞክራሲ ክነግስ እንተኾይኑ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስልጣን ክመጻ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ገሊጻ

Radio Erena: 18 October 2019 ኣብ ዓለም ዲሞክራሲ ንምንጋስ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፖለቲካን መሪሕነትን ብብዝሒ ክሳተፋ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ኤሊን ጀንሰን ሰርሊፍ ገሊጻ። እዛ ኣብ ኣፍሪቃ [...]
ዚምባብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60% ምውሳኹ ተገሊጹ

ዚምባብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60% ምውሳኹ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2019 ኣብ ዚማብብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60 ሚእታዊት ምውሳኹ መርበባት ዜና ካብ ሃራረ ሓቢረን። ኣብታ ሃገር፣ መሰረታውያን ሃለኽቲ ነገራት ሓንሳእ ክሰኣኑ ካልእ እዋን ከኣ [...]
1 289 290 291 292 293 390 2910 / 3892