Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 287 288 289 290 291 390 2890 / 3892
ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን

ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 06 November 2019 ቱርኪን ቀጠርን፣ ዝጸንሕን ዝምድና ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኹ ከምዝተሰማምዓ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ትማሊ ሰሉስ [...]
ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 05 November 2019 ኣብ ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ ማዕከናት ዜና ካብታ ደሴት ሓቢረን። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ሰልፊ [...]
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ

Radio Erena: 05 November 2019 ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ዝመጽእ ሰሙን ካብ 11 ክሳብ 13 ሕዳር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ከምዘቕረበሉ ቤት መንግስቲ [...]
ሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራታ ኣብ የመን ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ

ሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራታ ኣብ የመን ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ

Radio Erena: 05 November 2019 ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ካብ ዘሎ ሰራዊታ፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራት ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ። ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋደር ጀነራል ዓምር ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ጋ [...]
ጅቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ዳግም ክግሃሃር ከምዝኽእል ተገሊጹ

ጅቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ዳግም ክግሃሃር ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2019 ኣብ ጅቡቲ፣ ኣንጻር'ቲ ብፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝምራሕ መንግስቲ ዝተኻየደ ተቓውሞን ናዕብን፣ ዳግም ክጎሃሃር ከምዝኽእል ተቓወምቲ ውድባት ካብ ፓሪስ ሓቢሮም። እቲ ኣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ ኣአንጊዳ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ ኣአንጊዳ

Radio Erena: 04 November 2019 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዝኾነ፣ ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ- women's wrestling ተኻይዱ። ኣብቲ ብ31 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ዓሌታዊ ግጭት ብዝተሓሓዝ 409 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኢትዮጵያ፣ ምስ ዓሌታዊ ግጭት ብዝተሓሓዝ 409 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 03 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ግርጭት ብዝተኣሳሰረ ልዕሊ 400 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ንምቅዋም ጀሚሩ ናብ ዓ [...]
‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ

‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ

Radio Erena: 03 November 2019 ኲናት የመን ካብ ዝጅምር ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ኣል ሑቲ ገሊጹ። ወሃብ ቃል ኣልሑቲ የሕያ ሳሪያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ልፍንቲ ሃገራት ዓ [...]
መራሒ  ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምቛም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክናዋሕ ጸዊዑ

መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምቛም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክናዋሕ ጸዊዑ

Radio Erena: 01 November 2019 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ስምምዕ ሰላም ንዘርእዮ ዘሎ ምድንጓያት ብምንቃፍ ምቓም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ካብቲ ዝተመደበሉ ዕለት ብ ሽዱሽተ [...]
ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ዝመችአት ሃገር ተባሂላ

ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ዝመችአት ሃገር ተባሂላ

Radio Erena: 01 November 2019   ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ቀዳመይቲ ሃገር ተባሂላ። ኣብ ጉዳይ ድሕነት፣ መሰልን ዋንነት ሕሳብ ባንክን ደቂንስትዮ ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ 167 ሃገራት ዝ [...]
1 287 288 289 290 291 390 2890 / 3892