Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 December 2019
ኣብ ሶማል ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም።
ኣብቲ ብዕለት 28 ታሕሳስ ኣብ ማኪና ብዝተጻወደ ቦምብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ዝበዝሑ ግዳያት [...]

ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም
Radio Erena: 29 December 2019
ሓላፊት በዓል መዚ ኤለክትሪክ ዝነበረት ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም።
ንሳ ምስ ኮሎኔል ሙሉ ወልደገብሪኤል ዝርከቦም ካልኦት [...]

ካብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦጋዴን ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህርያዊ ጋዝ ክህነጽ’ዩ
Radio Erena: 27 December 2019
ካብ ኢትዮጵያ ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህራዊ ጋዝ ንምህናጽ ኣቐዲሙ ብክልቲኦም መንግስታት ንዝኸጠተመ ስምምዕ ግብራዊ ክኸውን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዘጽደቆ [...]

ኬንያን ሶማልን፣ ጸጥታ ዶባተን ንምውሓስ ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 27 December 2019
ኬንያን ሶማልን ኣብ ዶባተን ዝርአ ዘሎ ሽበራዊ ምንቅስቓስ ኣልሸባብ ንምግታእ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ሓለፍቲ ጸጥታ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ኣብ ዞባ ዋጂር ናይ ኬን [...]

ሱዳን፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ኮይኑ ብወግዒ ተጸንቢሉ
Radio Erena: 27 December 2019
ን10ታት ዓመታት ብእስላማዊ ሸሪዓ ክትመሓደር ኣብ ዝጸንሐት ሱዳን፣ ድሕሪ ውድቀት ስርዓት በሺር ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ብወግዓዊ መንገዲ ከምዝጸንበለት ማዕከናት ዜና [...]

ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኽንያት ልደንት ሓድሽ ዓመት ንእሱራት ምሕረት ይገብራ
Radio Erena: 26 December 2019
ብምኽንያት ሃገራዊ በዓላትን ሓድሽ ዓመትን እሱራት ብምሕረት ምፍታሕ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ልሙድ ተርእዮ እንዳኾነ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዘን እዚ ልምዲ'ዚ ዘለወን ሃገራት፣ ሓድሽ ዓ [...]

ሕ/ኢ ዓረብ፣ 400 ሽሕ ተማሃሮ ሱዳን ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 25 December 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ኣስታት 400 ሽሕ ተማሃሮ ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰት ኣፍሊጣ።
እቲ ሓገዝ፣ መብዛሕትኡ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ [...]

ቱርኪ፣ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ተሰልጥን
Radio Erena: 24 December 2019
ቱርኪ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ተሰልጥን ከምዘላ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣዛዙ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ቱርኪ ሰላሚ ቱርከር፣ ትማሊ ሰንይ 23 ታሕሳስ ኣብ ሞቛድ [...]

በዓልቲ ቤት ም/ፕርዚደንት ዚምባብዌ፣ ብፈተነ ቅትለት በዓል ቤታ ተኸሲሳ
Radio Erena: 24 December 2019
ብሜሪ እትፍለጥ በዓልቲ ቤቱ ንምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ሙባይዋ ችዌንጋ፣ ብፈተነ ቅትለት በዓል ቤታ ኮንስታንቲኖ ችዌንጋ ተኸሲሳ።
ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ብዘቕርብኦ ዘለ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ካልኣይ ርክብ ኣካዪደን
Radio Erena: 22 December 2019
ወከልቲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ ከተማ ኻርቱም ከምዝተራኸቡ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እተን ብሚኒስተራት ሃብቲ ማይ ዝተወከላ [...]