Category: ኣህጉራዊ ዜና

ዳርፉር፣ ብዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 03 January 2020
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ናይ ዓረብ መበቆል ዘለዎምን ጸለምትን ቀቢላታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።
እቲ ኣብ ምዕራ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል
Radio Erena: 03 January 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል ኣሎ።
በዚ መሰረት፣ ብሓሙስ 2 ጥሪ፣ ኣብ ወሎ ዩኒቨርስቲ ኣ [...]

ሱዳን 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ስርዓት በሺር ነበር ንሞት ተፈሪዶም
Radio Erena: 02 January 2020
ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር ስርዓት ኣልበሺር ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ተቓውሞ ወዲብኩም ብዝብል ሓያሎ ሰባት ብምቕታሎም ዝተኸሰሱ 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ብሞት ክቕጽዑ ተፈሪዶም። [...]

ኢትዮጵያ፣ ብዕጡቓት ዝተጨውዩ 6 ቆልዑ ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 January 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ጸገዴ፣ ብዕጡቓት ካብ ዝተጨውዩ ሸሞንተ ቆልዑ እቶም ሽዱሽተ ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ዕጡቓት፣ ነቶም ዝጨወይዎም ቆ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ መሳጊድ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ
Radio Erena: 31 December 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ልዕሊ መሳጊድ ንዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ።
እቲ ኣብ ብዙሓት ከተማታት እታ ሃገር ዝተኻየደ ሰልፊ፣ ነቲ ዝሓ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ፣ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 31 December 2019
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ።
እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነፈር [...]

የመን፣ ኣብ ምርኢት ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ወትሃደራት ብዝተፈጸመ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም
Radio Erena: 31 December 2019
ኣብ ደቡባዊ የመን፣ ኣብ ምርኢት ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ወትሃደራት ብዝተኻየደ ናይ ባለስቲክ ሚሳይል መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ከምዝተቐትሉን ሓያሎ ድማ ከምዝቖሰሉን ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]

ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ንዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ዝውዕል ህጹጽ ሓገዝ ልኢኻ
Radio Erena: 30 December 2019
መንግስቲ ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተጎድኡ ዝውዕል ህጹጽ ሓገዝ ልኡኹ።
እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምናን ሰብ ሞያ [...]

ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ጃፓን፣ ናብ ጂቡቲ በጺሑ
Radio Erena: 30 December 2019
ብሚኒስተር ምክልኻል ታሮ ኮኖ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጃፓን፣ ኣብ ጂቡቲ ዓስኪሩ ንዝርከብ ሰራዊት ሃገሩ በጺሑ።
እቲ ሚኒስተር፣ ክሳብ ቀዳም 28 ሕዳር ኣብ ጅቡቲ ኣ [...]

ቆንስል ሚኒስተራት ሱዳን፣ ናይ 2020 ዓመተምህረት ሃገራዊ ባጀት ኣጽዲቑ
Radio Erena: 29 December 2019
ቆንስል ሚኒስተራት ሱዳን፣ ንፈለማ እዋኑ ናይ 2020 ዓመተምህረት ሃገራዊ ባጀት ኣጽዲቑ።
እቲ ቆንስል ሚኒስተራት ብዓርቢ 27 ታሕሳስ ንልዕሊ 7 ሰዓታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዘ [...]