Category: ኣህጉራዊ ዜና

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ
Radio Erena: 11 February 2020
ንሱዳን ን30 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ነበር፣ ጀነራል ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ምዃኑ ንላዕለዎት ሰበ ስልጣን መሰጋገሪ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥ [...]

The Silent Guns and Roadblocks
Radio Erena: 11 February 2020
Fifty-five nations’ leaders are gathering in Addis Ababa for the 33rd African Union summit. The theme of the summ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ
Radio Erena: 11 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ።
ሕቡራት ኢማ [...]

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናስፋሕፈሐ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ።
እቲ ካብ ኬንያ ሰጊሩ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ዘሎ ወራር ዕስ [...]

ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020
Radio Erena: 09 February 2020
https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]

ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘትዩ
Radio Erena: 09 February 2020
መበል 70 ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ፣ ጎድኒ ጎድኒ’ቲ ንመበል 33 ግዚኡ ስሩዕ ኣኼብኡ ዘካይድ ዘሎ ሕብረት ኣፍሪቃ ተጋቢኡ።
ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቆንስል ሚኒስ [...]

ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ምዕራብ ወለጋ ህልቂት ይፍጽም ከምዘሎ ኦነግ ወቒሱ
Radio Erena: 06 February 2020
ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ምዕራብ ወለጋን ጕጂን፣ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ህልቂት ይፍጽም ኣሎ ክብል፣ ዕጥቃዊ ቃልሱ ኣብ ምቕጻል ዝርከብ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]

ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዝሓዞም 32 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ኣፋንዩ
Radio Erena: 06 February 2020
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ የመን፣ ኣብ ዘሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ተዋፍሮም ኢሉ ሕዚዎም ዝጸንሐ 32 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዘፋነወ ኣፍሊጡ።
እቶም ንኣስታት 3 ሰሙ [...]

ፈላሚ ርክብ መራሕቲ እስራኤልን ሱዳንን ኣብ ህዝበ ዓረብ ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 05 February 2020
እስራኤልን ሱዳንን፣ ንመጀመርያ እዋነን ወግዓዊ ዝምድና ክምስርታ ምዃነን ቀዳመይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ናታንያሁ ገሊጹ።
ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ብሰኑይ 2 ለካቲ [...]

ኬንያ፣ ን24 ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመቱ
Radio Erena: 05 February 2020
ካብ 1978 ክሳብ 2002፣ መራሒ ኬንያ ዝነበረ ፕረዚደንት ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ።
ንኬንያ ን24 ዓመታት ዝመርሐ ኣራፕ ሞይ፣ ብሞት እብ ዝተ [...]