ኬንያ፣ ን24 ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመቱ

Radio Erena: 05 February 2020

ካብ 1978 ክሳብ 2002፣ መራሒ ኬንያ ዝነበረ ፕረዚደንት ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ።

ንኬንያ ን24 ዓመታት ዝመርሐ ኣራፕ ሞይ፣ ብሞት እብ ዝተፋነወሉ፣ ኣብታ ሃገር ዝተፈራረቐ ስምዒታት ይንጸባረቕ ኣሎ።

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ “ሓደ ካብ ዓበይቲ መራሕቲ ኣፍሪቃ፣ ብሞት ንፋነዎ ኣለና” ክብል ዝተሰምዖ ሓዘን ክገልጽ እንከሎ፣ ሓያሎ ፖለቲከኛታት ብወገኖም፣ ምስሊ ኬንያ ብብልሽውናን ምልኪን ዝደወነ መራሒ’ዩ ኔሩ ክብሉ ይጠቕስዎ።

===================

COMMENTS

WORDPRESS: 0