Category: ኣህጉራዊ ዜና

ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ
Radio Erena: 17 June 2020
ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ንዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝብል ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዝቲ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]

ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ
Radio Erena: 17 June 2020
ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኵናት ክህደን ዝጸንሐ፣ ሓደ ካብ ሓለፊ ሚሊሻ ሱዳን ነበር፣ ዓሊ መሓመድ ኮሸብ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዘ ሄግ ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
ንሱ ብ15 [...]

ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 16 June 2020
ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን፣ ቢያትሪስ ካሚሳ፣ ንኣምባሳደር ግብጺ፣ መሓመድ ቓዳሕ፣ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታ ኣዘራሪባቶ።
እታ ሚኒስተር ምስቲ ግብጻዊ ዲፕሎማሰኛ፣ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ
Radio Erena: 16 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህባ ንመግለጺ እቲ ሕብረት ብምጥቓስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ 19 ቢልዮን ብር ወይ ድማ 487 [...]

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 15 June 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ዘተ ኣካይዶም።
እቶም መራሕቲ፣ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ጂ [...]

ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 15 June 2020
ብሩንዲ፣ ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝተረፎ ፕረዚደንት ፒየር ንኩሩንዚዛ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብሃንደበት ድሕሪ ምሟቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ዝተዓወተ ኤቨሪስት ዳይ [...]

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ግብጽን ሱዳንን ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ፣ ንሰኑይ ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 14 June 2020
ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ግብጽን ሱዳንን ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ፣ ንሰኑይ ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ።
ወከልቲ ሰለስቲኤን ሃገራት ብ9 ሰነ ዝጀመሩዎ ኣኼባ፣ ዛጊት [...]

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ስሉሳዊ ዘተ ከካይዱ’ዮም
Radio Erena: 13 June 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ጽባሕ ሰንበት 14 ሰነ ኣብ ጂቡቲ ክራኸቡ'ዮም [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደጊፉ
Radio Erena: 12 June 2020
ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዝሰረዘት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ መስከረም መዝነቱ ንዘብቅዕ ቀ/ሚ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደገፉ ከምዝሃበ ማ [...]

ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ ብኮረና ቫይረስ ሞይቱ ተባሂሉ
Radio Erena: 11 June 2020
ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ፣ ፒየር ንኩሪንዚዛ፣ ብኮረና ቫይረስ ከምዝሞተ ተሓቢሩ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ ዘይተሳተፈ ፕረዚደንት [...]