Category: ኣህጉራዊ ዜና
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምዝእትድግፍ ገሊጻ
RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓ [...]
ሓደ ካብ ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ ኦነግ፣ ዓሪፍሉ ኣብ ዝነበረ ሆቴል ተቐንጺሉ
RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024
ሓደ ካብ ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ ባቴ ኡርጌሳ፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ኣብ እትርከብ ከተማ መቂ፣ ዓሪፍሉ ኣብ ዝነበረ ሆ [...]
ሞዛምቢክ፣ ግጉይ ሓበሬታ ለበዳ ኮሌራ ሞት 100 ሰባት ኣኸቲሉ
RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024
ሕማም ኮሌራ ንምጥፋእ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ይውሰድ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ቅልጡፍ መርመራታት ናይ [...]
ሩስያ ዝምድንኣ ምስ ኣፍሪቃ ንምድልዳል፣ ኣፍሪቃውያን ደቂንስትዮ ኣብ ምፍራይ ድሮን ተዋፍር
RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024
ሩስያ ኣብ ታታርስታን ኣብ ዝርከብ ፍሉይ ዞባ ድሮናት ንምፍራይ ካብ ኣፍሪቃ ደቂ ኣንስትዮ ተማሃሮ ትምልምል ከም ዘላ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ገሊጾም።
እተን ኣብ ክ [...]
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ
RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024
ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ።
ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም
RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024
ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብቀዳም 06ሚያዝያ፣ ኣብ ሓንቲ ቁሸት፣ 28 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚቴ ሓካይም [...]
ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ካብ ባንክ ዓለም ተፈቒዱላ
RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024
ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቓሕ ካብ ባንክ ዓለም ከምዝተፈቕደላ ሚኒስተሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ልቕሕ፣ ኣብ ቀረብ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪሲቲ፣ ማይን መግብታ [...]
‘ሩስ ኩክ’ ካብ ጫፍ ንጫፍ ኣፍሪቃ ብጉያ ወዲኡ
RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024
'ሩስ ኩክ' ዝተባህለ እንግሊዛዊ ጎያያይን ናይ ረድኤት ሓገዝ ኣዋህላልን ካብ ደቡብ ጫፍ ኣፍሪቃ ናብ ሰሜን ብምጉያይ ክብረወሰን ሴሩ::
እቲ 'ብብርቱዕ ጊንጢ' (‘H [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ‘እስራኤል ብገበናት ኲናት’ ክትሕተት ይእምም
RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ብእተካይዶ ዘላ ኲናትን ጃምላዊ መቕጻዕትን ተሓታቲት ክኸውን ዘኽእል እማመ ኣጽዲቑ:: [...]
ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ
RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024
ትማሊ ሰንበት 7 ሚያዝያ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ‘ህልቂት ሩዋንዳ’ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን ፕረዚደንት ኣብ ዘስመዖ መደረ 'ህልቂት ሩዋንዳ ደው ክብል ይኽእል ኔሩ' ብምባል [...]