Category: ኣህጉራዊ ዜና

የመን፣ ሚኒስተር መንእሰያትን ስፖርትን ሑቲ ተቐንጺሉ
Radio Erena: 06 November 2020
ሚኒስተር መንሰያትን ስፖርትን ናይቲ ብሑቲ ዝምራሕ መንግስቲ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ ላዕለለዋ በዓል ስልጣን፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናብ፣ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ትቐቲሉ።
እቲ ሓሰን ዛይድ ዝ [...]

ፑንትላንድ፣ ጓል 14 ዓመት ንዝዕድሚኣ ቆልዓ ዝዓመጹ ክልት መንእሰያት ንሞት ተፈሪዶም
Radio Erena: 06 November 2020
ቤት ፍርዲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ንጓል 14 ዓመት ቆልዓ ዓሚጾም ናብ ሞት ዘብጽሑ ክልተ መንእሰይት ብሞት ክቕጽዑ ፈሪድዎም።
እቶም መሓመድ ዓብዲ ፋራይን ዓብድራሕማን መ [...]

ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 05 November 2020
ግብጽን ሱዳን፣ ኣብ ምሕላው ስትራቴጅያዊ ረብሓታት ክልትኤን ሃገራት ዝዓለመ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራ [...]

ኡጋንዳ፣ ክልተ ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተኣሲሮም
Radio Erena: 05 November 2020
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ነቲ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዩዌሩ ሙሴቬኒ ክብድሁ ይኽእሉ'ዮም ዝተባህሉ ክልተ ሕጹያት ተወዳደቲ ተኣሲሮም።
ህቡ [...]

ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ
Radio Erena: 04 November 2020
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ህጹጽ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ልኡኽ፣ ኣብ መንጎ ክልላዊ መ [...]

“ሞት ዜጋታት ከትርፍን ሕጊ ከኽብርን ዘይክእል ፓርላማ ይኹን መንግስቲ እንታይ ይዓብስ?” ምክትል ኣፈኛ ፓርላማ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 03 November 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጸመ ቅትለት፣ ኣብ ፓርላማ እታ ሃገር ሓያል ቁጠዐ ከምዝፈጠረ ተገሊጹ።
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ [...]

ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 03 November 2020
ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደባት ብዝሓየለ መልክዑ ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ስምምዕ ኣካይደን።
እቲ ስምምዕ ዝተኻየደ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል [...]

ኣብ ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ተወላዶ ኣምሓራ ዝኾኑ 10ታት ሰባት ከምዝተረሸኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 November 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ'ውን፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።
ነቲ [...]

ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሐ ስደተኛታት ዘፍርያን ዘአንግዳን ሃገራት ትፈልጡወን ዶ?
Radio Erena: 02 November 2020
ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሑ ዜጋታትን ናብ ስደት ካብ ዝውሕዙ ዘለዉ ሃገራት፣ ኤርትራ ምስ ቀዳሞት 10 ምዃና ንዝሓለፈ ልዕሊ 10 ዓመታት ተደጋጊሙ ዝተገልጸ ኣርእስቲ'ዩ [...]

ቀጠር፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተጓሒፋ ዝተረኽበት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ 10ታት ገያሾ ደቂንስትዮ ብግዴታ ኣፍ ርሕመን ከምዝፍተሽ ተጌሩ
Radio Erena: 02 November 2020
ኣብ ቀጠር፣ ከተማ ዶሓ፣ ኣብ ዝርከብ ሓማድ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ተደርብያ ዝጸንሐት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ ሰራሕተኛታት እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተጠቕምሉ ኣገባብ ዘይሕጋዊ [...]