Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 217 218 219 220 221 390 2190 / 3894
ስልጣኑ ብ8 ለካቲት ዘብቅዐ ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ንሶማል ከምዘይውክል መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት ገሊጾም

ስልጣኑ ብ8 ለካቲት ዘብቅዐ ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ንሶማል ከምዘይውክል መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት ገሊጾም

Radio Erena: 09 February 2021 ኣብ ሶማል፣ ኣባላት ባይቶ ሓድሽ ፕረዚደንት ክምረጽ ብዘይምኽኣሉ፣ እታ ሃገር ናብ ተወሳኺ ፖለቲካዊ ወጥሪ ትሽመም ከምዘላ ተሓቢሩ። ስልጣኑ ኣብ 8 ለካቲት ንሓድሽ ዝተመርጸ ፕ [...]
ሱዳን፣ ተቓወምቲ ወገናት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ቆይሙ

ሱዳን፣ ተቓወምቲ ወገናት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ቆይሙ

Radio Erena: 09 February 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብ ስምምዕ ጁባ ካብ ዝተሳተፉ ተቓወምቲ ወገናት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣቝሙ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ንዝነበረ ካቢኔ ሚኒስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታትን ጽልኢ ዝጽሕትር ዘመተን ደው ክብል እንተዘይክኢሉ፣ ዝበኣሰ ሓደጋ ከጋጥም ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታትን ጽልኢ ዝጽሕትር ዘመተን ደው ክብል እንተዘይክኢሉ፣ ዝበኣሰ ሓደጋ ከጋጥም ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 08 February 2021   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታትን ኣብ ብሄር ዘተኮረ ናይ ጽልኢ ዘመተን ደው ክብል እንተዘይክኢሉ፣ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነት ክፈጥር ከምዝኽእል ኣብ ምክ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 08 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ናይ የመን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዛዕባ'ዚ ኣመሪካ እትወስዶ ተበግሶ ናብ ባይቶ [...]
ሶማል፣ ሎሚ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን ብሰንኪ ዘይምርድዳእ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ተሰናኺሉ

ሶማል፣ ሎሚ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን ብሰንኪ ዘይምርድዳእ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ተሰናኺሉ

Radio Erena: 08 February 2021 ኣብ ሶማል፣ ሎሚ ሰኑይ 8 ለካቲት ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን፣ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ብዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ ከምዝተሰናኸለ ተሓ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ዲጋ ህዳሴ ማይ ከተዕቁር እንተጀሚራ፣ ሱዳን ከም ቀጥታዊ ምትንዃል ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ከምእትርእዮ ገሊጻ

ኢትዮጵያ ኣብ ዲጋ ህዳሴ ማይ ከተዕቁር እንተጀሚራ፣ ሱዳን ከም ቀጥታዊ ምትንዃል ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ከምእትርእዮ ገሊጻ

Radio Erena: 07 February 2021 ኢትዮጵያ ኣብ ዲጋ ህዳሴ ማይ ከተዕቁር እንተጀሚራ፣ ሱዳን ከም ቀጥታዊ ምትንዃል ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ከምእትርእዮ ገሊጻ። ሚኒስተር ሃብቲ ማይ ሱዳን ያሲር ዓባስ ብቀዳም 6 ለካቲት ኣብ [...]
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ሎሚ ናብ ካርቱም ክኣቱ’ዩ

ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ሎሚ ናብ ካርቱም ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 07 February 2021 ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ሎሚ ሰንበት 7 ለካቲት ናብ ካርቱም ክኣቱ’ዩ። እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ፐካ ሃቪስቶ ዝተ [...]
ሎሚ ክቐውም ዝነበሮ ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ተናዊሑ

ሎሚ ክቐውም ዝነበሮ ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ተናዊሑ

Radio Erena: 04 February 2021 ንሎሚ ሓሙስ 04 ለካቲት ክቐውም ዝነበሮ ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን፣ ክሳብ ዝመጽእ ሰሙን ከምዝተናውሐ፣ መግለጺ መሻርኽቲ መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን ኣፍሊጡ። መሻርኽቲ መሰጋገሪ ባይቶ [...]
መራሕቲ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዛት ክበጽሕን ጋዜጠኛታት ክኣትዉ ክፈቅድን ጸዊዖም

መራሕቲ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዛት ክበጽሕን ጋዜጠኛታት ክኣትዉ ክፈቅድን ጸዊዖም

Radio Erena: 04 February 2021 መራሕቲ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዛት ክበጽሕን ጋዜጠኛታት ብዛዕባ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ጸብጻባት ንምቕራብ ክኣቱ [...]
ሱዳናውያን ነበርቲ ኣብ ዶብ ዝርከብ ከባቢ ባሲንዳ፣ ብሚሊሻ ኢትዮጵያ ንዝፍጸም ዘሎ ምጭዋይ  ዝኹንን ተቓውሞ ኣካይዶም

ሱዳናውያን ነበርቲ ኣብ ዶብ ዝርከብ ከባቢ ባሲንዳ፣ ብሚሊሻ ኢትዮጵያ ንዝፍጸም ዘሎ ምጭዋይ ዝኹንን ተቓውሞ ኣካይዶም

Radio Erena: 04 February 2021 ኣብ ሱዳን፣ ምብራቓዊ ዞባ ገዳርፍ፣ ነበርቲ ከባቢ ባሲንዳ፣ ኣንጻር እቲ ብሚሊሻ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ዝበልዎ ምጭዋይ ነጋዶ ዝኾኑ ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየዱ ሱ [...]
1 217 218 219 220 221 390 2190 / 3894