Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 216 217 218 219 220 365 2180 / 3650
ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ

Radio Erena: 20 September 2020 ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ንመጀመሪያ ግዜ ኣምባሳደር ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መዚዛ። ሱዳናዊ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ፣ ብሓሙስ 17 መስከረም ናብ ፕረዚደንት ትራምፕ ወግዓዊ ና [...]
“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ሱዳን፣ ተፈንጃሪ ባእታ ሒዞም ዝጸንሑ'ዮም ዝተባህሉ 41 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ታቕለሲር ኣል ሓብር ብ16 መስከረም ኣፍሊጡ። እቶም ብ13 [...]
ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም

ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 219 እሱራት፣ ካብ ሓለውቶም ጠበናጁ ብምምንዛዕ ክሃድሙ ክኢሎም። መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቶቶ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኡጋንዳ፣ ዞባ ሞሮቶ ካብ ዝርከብ ቤት [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 September 2020 ኣመሪካ፣ ኣልሸባብ ንምህዳን ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን መጥቓዕቲ ኣብ ኬንያ'ውን ንክትቅጽሎ ፍቓድ ትሓትት ከምዘላ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት እታ ሃገርን ካብ ደቡብ ሱዳን ዝመጹ ስደተኛታትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ዓሌታዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ተኣኪቡ

ርዋንዳ፣ ኣብ ዓሌታዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ተኣኪቡ

Radio Erena: 16 September 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ። እቲ ናይ ምእካብ መስርሕ ዝተጀመረ፣ ኣብ ምዕራባዊ እታ ሃገር [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ንእስራኤል ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ’የን

ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ንእስራኤል ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ’የን

Radio Erena: 16 September 2020 እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ናይ ቢልዮናት ዶላር ወፍርን ንግዳዊ ልውውጥን ከካይዳ ምዃነን ይግለጽ ኣሎ። እዘን ክልተ ሃገራት ዓረብ ምስ እስራኤል ድሕሪ ዝ [...]
እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ

እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ

Radio Erena: 15 September 2020 ኣብ እስራኤል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናዛየደ ብምምጽኡ፣ እታ ሃገር ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ። እቲ ንካልኣይ እዋኑ ተኣዊጁ ዘሎ ምዕጻው፣ ካብ ዓርቢ 18 መስከረም [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢን ፊናንስያውያን ትካላትን ከይሓበረ፣ ብሃንደበት ባጤራ ናይ ምቕያር ስጉምቲ ምውሳዱ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር [...]
ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 September 2020 ፓርላማ ሶማል፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ። [...]
1 216 217 218 219 220 365 2180 / 3650