Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፣ ምህናጽ ናይቲ ኣብ ክሊ ናይል ዝርከብ ክልተ ዲጋታት ደው ክብል ወሲና
Radio Erena: 26 April 2021
ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ኣብ ዝዳወብ፣ ሰሜናዊ ዞባ፣ ኣብ ክሊ ናይል እትሃንጾ ዝነበረት ክልተ ዲጋታት፣ ደው ክብል ከምዝተወሰነ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብ2 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ 16 ሚያዝያ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 200 ከምዝበጽሐ፣ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ኣብቲ ዝሓ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ንምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሶማል ተቓዊሙ
Radio Erena: 25 April 2021
ታሕተዋይ ባይቶ ሶማል፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ንክልተ ዓመት ክናዋሕ ምውሳኑ፣ ከምዘተሓሳሰቦ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ።
ሕብረት ኣፍሪቃ ነዚ ብዓይነቱ ፍሉይ ምዃኑ ዝተነግረሉ ናይ ኩነኔ መግለ [...]
ፈረንሳን ሱዳንን፣ ንጸጥታን ሰላምን ጫድ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 25 April 2021
ፈረንሳን ሱዳንን ኣብ ጫድ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ስልጣን ሃጓፍ ክሳብ ሕጋዊ መዕለቢ ዝግበረሉ፣ ንጸጥታን ሰላምን’ታ ሃገር ብሓባር ክሰርሓ ምዃነን ተሰማሚዐን።
ፍሉይ ልኡኽ ፈረንሳ ኣብ ሱዳን፣ ዣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ዕጡቓት ቤንሻንጉል፣ 25 ሽሕ ህዝቢ ንዝነብሮ ከባቢ ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 23 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ክልላት ኣጋጢሙ ብዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ንዝቐሳቐሱ ዕጡቓት፣ ደሴሌ ንዝተባህለ ከባቢ ከምዝተቖጻጸሩ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍ [...]
Kiss the Club Goodbye!
Radio Erena: 21 April 2021
The sudden death of the president of Tchad Idriss Déby vacated his seat in the abominable African presidents' elite [...]
ቻድ፣ ድሕሪ ቅትለት ፕረዚደንት ደቢ፣ ወዱ ጀነራል መሓመድ ደቢ ዝመርሖ ወትሃደራዊ ጉጅለ ስልጣን ጨቢጡ
Radio Erena: 21 April 2021
ፕረዚደንት ቻድ፣ እድሪስ ደቢ፣ ኣብ ኵናት ንዝርከብ ሰራዊት ሃገሩ ኣብ ዝዕዘበሉ ዝነበረ እዋን ድሕሪ ዘጋጠሞ ከቢድ መውጋእቲ ብ19 ሚያዝያ ድሕሪ ምሟቱ፣ ወዱ መሓመት ደቢ ዝመርሒ ወትሃ [...]
ንቻድ ን31 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ኢድሪስ ደቢ ተቐቲሉ
Radio Erena: 20 April 2021
ካብ 1990 ኣትሒዙ ንቻድ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ኢድሪስ ደቢ፣ ምስ ዕጡቓት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ድሕሪ ዘጋጠሞ መጋእቲ፣ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ኣረጋጊጸን።
ወዲ 68 ዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኣምሓራ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ
ዕRadio Erena: 20 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኣምሓራ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተኻይዱ።
እዚ ኣብ ከተማታት ደሴ፣ ባህ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 20 April 2021
ኩነታት ኢትዮጵያ ካብዚ ዘለዎ እንተዘይብኢሱ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብታ ሃገር ዝመጽእ ወርሒ ንዝካየድ ምርጫ፣ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ናይ [...]