Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 180 181 182 183 184 390 1820 / 3894
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ተገፊፎም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ተገፊፎም

Radio Erena: 07 October 2021 ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ግፋ፣ ናይ ዝሓዝዎም ብዝሒ ስደተኛታት ልዕሊ 5 ሽሕ በጺሑ። እቶም ሓይልታት ጸጥታ፣ ነቶም ቆልዑን ደ [...]
ቤት ምኽሪ ጽጥታ፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትይጵያን ዘትዩ

ቤት ምኽሪ ጽጥታ፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትይጵያን ዘትዩ

Radio Erena: 07 October 2021 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ዘትዩ። እቲ ብረቡዕ 6 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ኣ [...]
ሱዳን፣ ኣድመኛታት ዘቕረብዎ ጠለባት ክሳብ ዝማልኣሎም፣ ተዓጽዩ ዘሎ ወደብ ፖርት ሱዳንን ኣውራ መንገድታትን ከምዘይከፍቱ ገሊጾም

ሱዳን፣ ኣድመኛታት ዘቕረብዎ ጠለባት ክሳብ ዝማልኣሎም፣ ተዓጽዩ ዘሎ ወደብ ፖርት ሱዳንን ኣውራ መንገድታትን ከምዘይከፍቱ ገሊጾም

Radio Erena: 07 October 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ቤጃ- ናዚሪስ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ክሳብ ዝማላእ፣ ዝካየድ ዘሎ ኣድማ ደው ከምዘይብል ኣፍሊጡ። 'እቲ ቤት ምኽሪ፣ ብሰሉስ 5 ጥቅምቲ ናብ [...]
ብዩቱብ ንጽልኢን ግጭታትን ዝዕድም መልእኽታት ከተመሓላልፍ ጸኒሓ ዝተባህለት ርዋንዳዊት ን15 ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ

ብዩቱብ ንጽልኢን ግጭታትን ዝዕድም መልእኽታት ከተመሓላልፍ ጸኒሓ ዝተባህለት ርዋንዳዊት ን15 ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ

Radio Erena: 07 October 2021 ብዩቱብ ንጽልኢንግጭታትን ዝዕድም መልእኽታት ከተመሓላልፍ ጸኒሓ ተባሂላ ዝተኸሰሰት፣ ተቓዋሚት መንግስቲ ርዋንዳ፣ ን15 ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ። እታ ኢቮን ኢዳማንጅ (Yvonne Id [...]
ፕረዚደንት ኬንያን ስድራቤቱን፣ ብሕቡእ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ከምዘለዎም ተቓሊዑ

ፕረዚደንት ኬንያን ስድራቤቱን፣ ብሕቡእ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ከምዘለዎም ተቓሊዑ

Radio Erena: 06 October 2021 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ሽዱሽተ ኣባላት ስድራቤቱን፣ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ብሕቡእ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ከምዘለዎም ተቓሊዑ። እዚ ዝተቓልዐ፣ ፓንዶራ ፐፐርስ [...]
ቀጠር፣ ደቀንስትዮ ሕጹያት ኮይነን ዝቐረባሉ፣ ፈላሚ ምርጫ ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ

ቀጠር፣ ደቀንስትዮ ሕጹያት ኮይነን ዝቐረባሉ፣ ፈላሚ ምርጫ ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 October 2021 ኣብ ቀጠር፣ ፈላሚ ምርጫ ኣባላት ስድራቤት ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ። 45 መናብር ካብ ዘለዎ ቤት ምኽሪ ሹራ፣ እቲ 30 ብ2 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ንዝዕወቱ ክሕዛእ እንከሎ [...]
ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ

ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 October 2021   ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ብሉምበርግ፣ ንኣፈኛ ፈደራል መንግስቲ ሶማል፣ መሓ [...]
‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ

‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 05 October 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ቃለ መሓላ ፈጺሙ። ኣብይ ኣሕመድ፣ ብዓብላሊ ድምጺ ፓርላማ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን ድሕሪ ምምራ [...]
ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ

ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 05 October 2021 ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ፖርት ሱዳንን ካብ ናብን ዝወስድ ኣውራ መንገዲታትን፣ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ ብዘካየዶ ዘሎ ኣድማ ድሕሪ ምዕጻው፣ ከም መግቢ፣ መድሃኒትን ነዳዲን ዝኣመሰላ ቀረባት [...]
ሞሪሸስን ሲሸልስን 60% ካብ ህዝበን ጸረ ኮቪድ ክኸትባ ዝኸኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

ሞሪሸስን ሲሸልስን 60% ካብ ህዝበን ጸረ ኮቪድ ክኸትባ ዝኸኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

Radio Erena: 04 October 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ክታበት ጸረ ኮቪድ ድሕሪት ተሪፈናሉ ኣብ ዘለዋ እዋን፣ ሲሸልስን ሞሪሸስን ልዕሊ 60% ካብ ህዝበን ክኽተብ ከምዝኸኣለ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። ኣብዚ እ [...]
1 180 181 182 183 184 390 1820 / 3894