Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 102 103 104 105 106 387 1040 / 3866
ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ

ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 16 November 2022 ብጉዳይ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ክሰሓሓባ ዝጸንሓ ብሪጣንያን ፈረንሳን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን። እተን ሃገራት ብ14 ሕዳር ብዝበጽሐኦ ስምምዕ መሰረት፣ ፈረንሳ ካብ መሬታ ተበጊሶም፣ [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ንመንግስቲ ሱዳን ኣፍልጦ ከምዘይህብ ገሊጹ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ንመንግስቲ ሱዳን ኣፍልጦ ከምዘይህብ ገሊጹ

Radio Erena: 15 November 2022 ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ወይ ናዚሪስ፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ግዝያዊ በዓል መዚ ከምዘቖመ ኣግለግሎት ዜና ቱርኪ- ኣናዱሉ ሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ድሕሪ'ቲ ብ9 ሕዳር ዘካየዶ ኣ [...]
የመን፣ 31 ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝጸዓነት ጃልባ ጥሒላ

የመን፣ 31 ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝጸዓነት ጃልባ ጥሒላ

Radio Erena: 15 November 2022 ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተበገሱ ዝተገልጹ 31 ስደተኛታት ጽዒና፣ ብ30 ጥቅምቲ ዝተበገሰተ ጃልባ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ የመን ከምዝጠሓለት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እታ [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ንመጀመርያ እዋኑ ናብ ሱዳን በጺሑ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ንመጀመርያ እዋኑ ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 14 November 2022 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት፣ ቮልከር ቱዩርክ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳ [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፤ ረዲኤት ናብ መላእ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ብዘይዕንቅፋት ክባጻሕ ተሳማሚዖም

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፤ ረዲኤት ናብ መላእ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ብዘይዕንቅፋት ክባጻሕ ተሳማሚዖም

Radio Erena: 13 November 2022 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ዘተ፤ ረዲኤት ናብ መላእ ሰሜናዊ ክፋል'ታ ሃገር ብዘይዕንቅፋት ክባጻሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። [...]
ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ

ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ

Radio Erena: 13 November 2022 ፈረንሳ፤ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ 20 መዓልታት ተገቲኦም ዝጸንሑ ስደተኛታት ናብ ወደባ ክትቅበሎም ምውሳና፤ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ቁሩቁስ ምእታዋ፤ ማዕከናት ዜና ኤውሮጳ ገሊ [...]
ንሓያሎ ኣዋርሕ ኣብ ሆስፒታል ዝጸንሐ ፕረዜንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ናብ ቤት ማእሰርቲ ክምለስ  ፍርዳዊ ኣካል ወሲኑ

ንሓያሎ ኣዋርሕ ኣብ ሆስፒታል ዝጸንሐ ፕረዜንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ናብ ቤት ማእሰርቲ ክምለስ ፍርዳዊ ኣካል ወሲኑ

Radio Erena: 11 November 2022 ንሓያሎ ኣዋርሕ፣ ኣብ ናይ ብሕቲ ሆስፒታል፣ ኣብ ሕክምና ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሺር፣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክምለስ ፍርዳዊ ኣካል እታ ሃገር ከምዝወሰነ ተ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ካብ ዘሎ፣ መብዛሕቶም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ ቦኺሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ካብ ዘሎ፣ መብዛሕቶም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ ቦኺሩ

Radio Erena: 11 November 2022 ካብ 6 ክሳብ 18 ሕዳር፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ሼኽ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ፡ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ተሳቲፎም። መራሕቲ ኩለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

Radio Erena: 10 November 2022 ዜጋታት ኬንያ ካብ ጥሪ 2023 ኣትሒዞም ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ተፈቒዱሎም። በዚ ሓድሽ ውሳኔ፣ ንሓጺር ትምህርቲ፣ ስልጠና፣ ዑደት፣ ንግዲ ይኹን ካልእ፣ ን90 [...]
ካርቱም፣ ተወላዶ ኑባ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ካርቱም፣ ተወላዶ ኑባ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 10 November 2022 ኣሽሓት ተወላዶ ኑባ ዝኾኑ ሱዳናውያን፣ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕታት ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ካርቱም ኣካይዶም። እቲ ብ9 ሕዳር ዝተኻየደ ሰለማዊ [...]
1 102 103 104 105 106 387 1040 / 3866