Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 101 102 103 104 105 361 1030 / 3605
ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል

ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል

Radio Erena: 05 July 2022 ካብ ሓሙስ 30 ሰነ ዝጀመረ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ናህሩ ከይዘሓለ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ወተሃደራዊ መንግስቲ’ታ ሃገር፣ ሰልፈኛታት ንምብታን ጎ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ

ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ

Radio Erena: 05 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ኣትዩዎም ምህላዉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት’ታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝ [...]
ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ

ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ

Radio Erena: 04 July 2022 ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ሶማል፤ ብውሑዱ 40 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ሺን ሁዋ ካብታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ ኣብቲ ኣብ ማእከላይ ዞባ ሸበሌ ዝተኻየደ ውግእ፤ ኣስማቶ [...]
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጸዊዑ

ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጸዊዑ

Radio Erena: 04 July 2022 ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ሓይሊ ኣሚሙዎ ብዘሎ መሰረት፤ ኩሎም ምንቅስቓሳት እንተሰሚሮም፤ [...]
ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍቂዱ

ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍቂዱ

Radio Erena: 04 July 2022 ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ ብመንግስቲ'ታ ሃገር ከምዝተፈቕደላ፤ ካብ ጀኔቫ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እታ መርማሪት ጉጅለ፤ ኣብ ዝሓለፈ [...]
‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ

‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 03 July 2022 ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፤ ኣብ ዝለዓለ ወጥሪ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፤ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ምስሕሓብ ኣህጉራዊ መልክዕ ከትሕዞ ፈቲኑ፤ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ። [...]
ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

Radio Erena: 03 July 2022 ፖሊስ ኬንያ፤ ብቕትለት ሓደ ቻይናዊ ዜጋ ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ውልቀሰባት፤ ናብ ምምሕዳር ፖሊስ ኢትዮጵያ ከምዘረከበ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ኣርባዕተ ክሱሳት እውን ምስቲ [...]
ኣካያዲ ስራሕ ህዩማን ራይትስ ዎች ከነዝ ሮዝ (Kenneth Roth)፣ ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ፍሉይ ርክብ ኣካዪዱ

ኣካያዲ ስራሕ ህዩማን ራይትስ ዎች ከነዝ ሮዝ (Kenneth Roth)፣ ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ፍሉይ ርክብ ኣካዪዱ

Radio Erena: 01 July 2022 ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ መሰላት፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዮወሪ ሙሰቨኒ ፍሉይ ርክብ ኣካዪዱ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ ብረቡዕ 29 ሰነ ዝ [...]
ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንምርጫ ኬንያ ዝከታተል ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽዩ

ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንምርጫ ኬንያ ዝከታተል ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽዩ

Radio Erena: 01 July 2022 ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንዕለት 9 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ሓፈሻዊ ምርጫ ኬንያ፣ ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ንፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ንም [...]
መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ተዘራሪቡ

መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 01 July 2022 መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ’ቲ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ ዘሎ ዶባዊ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ከምዝተዘራረበ፣ [...]
1 101 102 103 104 105 361 1030 / 3605