Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 101 102 103 104 105 387 1030 / 3866
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ዝተላእካ ናይ ጽዕነት መካይን ከምዝዓገቱን ከምዘቃጸሉን ተገሊጹ

ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ዝተላእካ ናይ ጽዕነት መካይን ከምዝዓገቱን ከምዘቃጸሉን ተገሊጹ

Radio Erena: 21 November 2022 ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ዞባ ጉጂን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዞባ ከሚሺን ናብ ዝርከብ መዓስከራት፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ዝተላእካ ናይ ጽዕነት መካይን ንሰለስተ ኣዋርሕ ከምዝ [...]
ሱዳን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ምዝታዩ፣ ህዝቢ ተቓዊሙ

ሱዳን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ምዝታዩ፣ ህዝቢ ተቓዊሙ

Radio Erena: 20 November 2022 ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ብዛዕባ ዝገበሮ ሓድሽ ስምምዕ ብዝምልከት ምስ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣኼባታት የካዪድ ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ወንጪፉ

ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ወንጪፉ

Radio Erena: 20 November 2022 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ብምትኳሱ፣ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ። እቲ ሑቲ ካብ ከተማ ሰንዓ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ኣህጉራዊ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ክበጽሕ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ

ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ

Radio Erena: 18 November 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ። ኣብቲ መሻርኽቲ ሃገራት ዝተረኽባሉ፣ ብ10 ሕዳር ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ጽንብል፣ ኣመሪካ ኣብ ዞባ [...]
ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 November 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ብ9 ሕዳር ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስታዊ ትካል ግብረሰናይ፣ ብ16 ሕዳ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ ጋረወ ገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ ጋረወ ገሊጹ

Radio Erena: 18 November 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊት ናብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ መርበብ ሓበሬታ ጋረወ ገሊጹ። እቲ መርበብ፣ ስሞም ንዘይገለጾም ምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ዝርከብሉ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ 10 ሚልዮን ዶላር ክትህብ ተመባጺዓ

ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ዝርከብሉ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ 10 ሚልዮን ዶላር ክትህብ ተመባጺዓ

Radio Erena: 17 November 2022 ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ንዝርከብሉ ቦታ ዝሓበረ ሰብ፣ 10 ሚልዮን ዶላር ሞሳ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ቁጠባዊ መሓውር [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ህጹጽ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ

ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ህጹጽ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ

Radio Erena: 17 November 2022 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ብ2 ሕዳር ብዝተበጽሐ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ዝተጻዕነ ህጹጽ ረዲኤታት ናብ ትግ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ የመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኣስታት 70 ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ሒዛ

ኣመሪካ፣ ናብ የመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኣስታት 70 ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ሒዛ

Radio Erena: 16 November 2022 ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ናብ የመን ዘቅንዕ ዝነበረ ኣስታት 70 ሽሕ ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ማእከላይ ርሕቐት ዝውንጭፍ ሚሳይላት ንምስራሕ [...]
ሱዳን፣ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ተኣሲሮም

ሱዳን፣ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ተኣሲሮም

Radio Erena: 16 November 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ሓያሎ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ከምዝኣሰሩ መርበባት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። መብዛሕቶም እቶም ዝተኣስሩ መኮንናት፣ ብስም 'ሓይሊ ሓርበኛታት [...]
1 101 102 103 104 105 387 1030 / 3866