Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ምስሓብ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ካብ ትግራይ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 23 November 2022
ጸሓፉ ጉዳያት ውጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ትግባረ ምቑራጽ ቶዅሲን ስምምዕ ዘተ ሰላምን ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብቴሌፎን ከምዝተዘራ [...]
ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣንጻር ዕጡቓት M23 መጥቃዕቲ ንምክያድ ሰራዊተን ናብ ኮንጎ ክልእካየን
Radio Erena: 23 November 2022
ኡጋንዳ፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ኣስታት 1000 ወትሃደራት ክትልእኽ'ያ።
እቶም ም [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቕጽል ዘሎ ግጭት ብውሕዱ 62 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 23 November 2022
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ክልል ኦሮሞያ ብዘካይድዎ ዘሎ ግጭታት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ መዓልታት ልዕሊ 62 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ብዝሒ ተጸባዩ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ ልዕሊ21 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: 22 November 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ን21.2 ሚልዮን ህዝቢ ረድኤት ይዕድል ከምዘሎ ኮሚሽን ህጹጽ ሓደጋ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ 16 ሚልዮን ህዝቢ ብደርቂ ዝተጠቕዐ ምዃኑ ከስምረሉ እንከሎ፣ 4. [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጸጥታ ክተሓባበራ ዘኽእለን ናይ መረዳድኢ ሰነደ ከቲመን
Radio Erena: 22 November 2022
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምግታእ ዶብ ሰገር ገበናትን ሽበራን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ናይ መረዳድኢ ሰነድ ከቲመን።
ብጉዳይ ዶብን ኣጠቓቕማ ናይልን ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ እዘ [...]
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ፈረንሳ ናብ ጂቡቲ በጺሑ
Radio Erena: 21 November 2022
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ቴሪ ቡርካርድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ላኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ናብ ጂቡቲ ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ [...]
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ዝተላእካ ናይ ጽዕነት መካይን ከምዝዓገቱን ከምዘቃጸሉን ተገሊጹ
Radio Erena: 21 November 2022
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ዞባ ጉጂን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዞባ ከሚሺን ናብ ዝርከብ መዓስከራት፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ዝተላእካ ናይ ጽዕነት መካይን ንሰለስተ ኣዋርሕ ከምዝ [...]
ሱዳን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ምዝታዩ፣ ህዝቢ ተቓዊሙ
Radio Erena: 20 November 2022
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ብዛዕባ ዝገበሮ ሓድሽ ስምምዕ ብዝምልከት ምስ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣኼባታት የካዪድ ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ወንጪፉ
Radio Erena: 20 November 2022
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ብምትኳሱ፣ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ።
እቲ ሑቲ ካብ ከተማ ሰንዓ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ኣህጉራዊ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ክበጽሕ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ
Radio Erena: 18 November 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ።
ኣብቲ መሻርኽቲ ሃገራት ዝተረኽባሉ፣ ብ10 ሕዳር ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ጽንብል፣ ኣመሪካ ኣብ ዞባ [...]